Browsing Category
ቢዝነስ
ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2015/16 ዝኸውን ዘበናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናይ ምጉዕዓዝ ስራሕ ከምዝተዛዘመ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮርፖሬሽን ናይ መወዳእታ ዝበሎ 500 ሺሕ ኩንታል ዩሪያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ…
ሳፋሪኮም ግልጋሎት ሞባይል መተሓላለፊ ገንዘብ ‘ኤም-ፔሳ’ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ከጀምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳፋሪኮም ካብ ኣፍሪካ ዝዓበየ ግልጋሎት ሞባይል መተሓላለፊ ገንዘብ 'ኤም-ፔሳ' ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣብ ግልጋሎት ከምዘውዕል ገሊፁ።
እቲ ግልጋሎት ንስለስተ ኣዋርሕ ብፈተነ ዝፀንሐ፣ ቴክኒካል ድልዉነቱ ዝዛዘመ፣ ምስ ባንኪታት…
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትንን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚልን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእለን ዛዕባታት ዘቲየን።
ክልቲአን ሓለፍቲ ስራሕ ኣብተግባራት ክእለት ዝመርሖ ዕድል ስራሕ ምቹእ ኩነታት ንምፍጣር ብሓባር ምስራሕ…
ካብ ወፃኢ ዝተገዝአ 16 ሚሊየን ሊትር ዘይቲ ብልዒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገር ክኣቱ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝተገዝአ 16 ሚሊየን ሊትር ዘይቲ ብልዒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገር ከምዝኣቱ ትካል ልምዓት እታወታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡
ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፀኦ÷…
ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 43 ሺሕ ቶን ቅመማቕመም ንማእኸላዊ ዕዳጋ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 43 ሺሕን 141 ቶን ቅመማቕመም ናብ ማእኸላዊ ዕዳጋ ምቕራቡ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡን፣ ሻሂን ቅመማቕመምን እቲ ክልልን ሓላፊ ዘፈር ልምዓትን ሓለዋን…
ብኦዲት ምርመራ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ ባጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ምስ ዘይሕጋዊ ዕደጋን ምጭብርባር ታክሲን ብምዝማድ ብዝተገበረ ኦዲት ምርመራ ንምንግስቲ ዘይተኸፈለ 5 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ከምዝተረኸበ ተገሊፁ።
ብመሰረት እዚ እቶም ትካላት ወለድን ቅፅዓትን ሓዊሱ 12 ነጥቢ…
ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፅታት ንግዲን ኢንቨስመንትን ንምፍላጥ ዘለዋ ምድላው ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኣማራፅታት ንግዲን ኢንቨስመንትን ንምፍላጥን ምስ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕን ዘለዋ ምድላው ገሊፃ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ ፕሬዚዳንትን ኣፈፃሚ ስራሕን ቤት ምኽሪ ዘላቒ ሰላምን ርክብ…
ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ልዕሊ 122 ሺሕ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብማእኸለዎትን ኣንእሽቲን ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን122 ሺሕን 380 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ፈፃሚት ስራሕ ጉስትራቴጂክ ዳያት እቲ ትካል መጅዲያ ሓቢብ ንፋና…
ኣካዳሚ ኣቪዬሽን ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 1 ሺሕን 551 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ከሰልጥኖም ዝፀንሐ 1 ሺሕን 551 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ካብ መንጎ እቶም ተመረቕቲ እተን 891 ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾና ተገሊፁ።
ካብ ኢትዮጵያ ብተወሳኺ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ ዝተውፃእፅኡ ተምሃሮ ከምዝኾኑ…
ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ድሒኑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ማእኸል ምርምር ካይዘን ብዝተሰርሑ ስራሕቲ ልዕሊ 4 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ካብ ብኽነት ከምዝደሓነ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ሃያሺ ዮሺማሳንን ካልኦት ኣመራርሓ…