Browsing Category
ቢዝነስ
ፋብሪካ ሲሚንቶ ኪው ዣ ቻይና ኣብ ምፍራይ ስሚንቶ ኢትዮጵያ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ሲሚንቶ ኪው ዣ ቻይና ኣብ ምፍራይ ስሚንቶ ድሬዳዋ ንምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ገሊፁ።
ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ እቲ ፋብሪካ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ ድሬዳዋ ዘቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓትን ሓምላዋይ ልምዓትን ሓዊሱ ኣብቲ…
መሸጢ ዋጋ ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ ነሓሰ 30 ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ 30 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ሓምለ እናተሸጦ ብዝነበን ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ምንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
ኣብ ዝቕፅሉ እዋናት ዕዳጋ ነዳዲ ዓለም መበገሲ ብምግባር ኣድላዪ ምምሕያሽ…
ኣብ በጀት ዓመት 2015 ካብ ተተካእቲ ፍርያታት 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ሓደ ሺሕ ዝኾኑ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል÷ አአብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተወገኑ ገሊፆም፡፡…
ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር) ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባንያ ቮልስዋገን ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ (ኢ/ር)ን ምክትል ኮሚሽነር ዳንኤል ተሬሳን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኩባንያ ቮልስዋገን ጀርመን ዘቲዮም።
ብተወሳኺ ምስ ኣምባሳደር ጀርመን ኣብ ኢትዮጵያ ስቴፈን ኣውር ኣብ ክሊ ኣውቶሞቲቭ…
ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፋይናንስ 400 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም።
እቲ ደገፍ ገንዘብ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣገልግሎት ልምዓት ሓይሊ ሰብ ዝውዕል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ…
ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 389 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ካብ 7 ክሳብ 13 ሓምለ 2015 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል 187 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣታዊ ናውቲታት ኮንትሮባንድ…
ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ቴክኖሎጂ ጄዲ ቻይና ዘትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ልኡኹ ኩባንያ ጄዲ ቴክኖሎጂ ቻይና ተዛትየን።
ኣብቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘለዉ ኣማረፅትን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ዘድህበ ከምዝነበረ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
እቲ ኩባንያ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ 3 ፋብሪካታት ባኒ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ 3 ፋብሪካታት ባኒ መሪቐን ንኣገልግሎት ክፍቲ ገይረን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ሎሚ መዓልቲ ንነበርቲ ከተማና ተወሳኺ ብስራት ዝኾነ ፋብሪካታት ባኒ መሪቕና…
ማሕበር ሞያተኛታት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ መበል 20 ዓለም ለከ ጉባኤ ይሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ሞያተኛታት ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ መበል 20 ዓለም ለከ ጉባኤ ይሳልጥ ኣሎ።
ኣብ መኽፈቲ እቲ ጉባኤ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ማሞ ምህረቱ፣ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር)፣ ካብ ኢትዮጵያን ሃገራት ወፃኢን ዝመፅኡ ሞያተኛታት ኢኮኖሚ፣…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ በረራ ዝጀመረሉ መበል 25 ዓመት ኣኽቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ በረራ ዝጀመረሉ መበል 25 ዓመት ኣኽቢሩ።
ኣብቲ መድረኽ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር)ን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።
ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…