Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብብርኪ ሃገር ድማ ካብ ወርሒ ሓምለ 2015 ዓ.ም እቲ ክፍሊት…

ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘካተተ ልኡኽ ኣፍሪካ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስትር ንግዲን ጠጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ካልኦት ላዕለዎት…

ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጄኒ ተሬኪን፥ ኣብ መንጎ ሩሲያን ሃገራት ኣፍሪካን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዘሎ ልውውጥ ንግዲ እናማዕበለ ምምፅኡ ገሊፆም። ካብ…

ባንኪ ዘበን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዘህነፆ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዘበን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዘህነፆ በዓል 36 ደብሪ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ኣቦ መንበር ቦርድ ባንኪ ዘበን ኤርሚያስ እሸቱን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ሓደ ስራሕ ንግዲ ተመጋጋባይ ንምግባር ምኽሪ ኣማኻሪ ቢዝነስ ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ስራሕ ንግዲ ተመጋጋባይ ንምግባር ምኽሪ ኣማኻሪ ቢዝነስ ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ሰባት ስራሕ ንምጅማር ዘኽእሎም ገንዘብ ጥራሕ ስለዘለዎ ስራሕ ክጅምሩ ይርኣዩ እዮም፡፡ ይኹን ድኣ እምበር እቲ ዝጀመርዎ ስራሕ ቀፃልነት ከይሃለዎ ኣብ ሓፂር…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓመታዊ መረፃ ተጓዓዝቲ ሽልማት ብሉፅ መገዲ ኣየር ኣፍሪካ ረኺቡ። እቲ መገዲ ኣየር፥ ምእንግዶት በረራ፣ ተሃድሶ፣ ምግብን መስተን፣ ኣገልግሎት “ዋይ.ፋይ” ዓውዲታት ከምዝኾነ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…

ኣኼባ ሚኒስትራት ገንዘብ ኢኒሼቲቭ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ግብፂ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ሚኒስትራት ገንዘብ ኢኒሼቲቭ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ግብፂ ከተማ ሻርም ኤል ሼክ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ኣኼባ ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ዝካየድ ዘሎ እንትኾን፥ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ምክትል ፕሬዚዳንት ቀጣናዊ…

ልዕሊ 209 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 209 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ። <span;>ካብ 4 ክሳብ 10 ግንቦት 2015 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል እቶም ናውቲታት ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ።…

ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ኩባኒያታት ኣብ ጨረታ ናብ ውልቀ ዝዞራ ፋብሪካታት ሽኮር ንምስታፍ ድልየት ኣርእየን። ሸሞንተ ፋብሪካታት ኢትዮጵያ ናብ ውልቀ ንምዝውዋር መንግስቲ ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዓለም ለኸ ጨረታ ምውፅኡ ይዝከር። እተን ፋብሪካታት ሽኮር፥…

ኣብ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ዘተ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ምዕራፍ ምምሕያሽ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚን ምድላው ቀፃሊ ምዕራፍን ዝጠመተ ዘተ ይግበር ኣሎ። ትማሊ ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ 2015 ዓ.ም መደባት መንግስቲ ምግምጋሙ ይዝከር። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታታት፣ ኣባላት…