Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 416 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም – ከንቲባ ኣዳነች ኣበቤ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ልዕሊ 416 ሺሕ ሰባት ዕድል ስራሕ ተፈጢሩሎም ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፆም።
መበል ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼባ፣ ራብዓይ ዓመት ዘበን ስራሕ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን2 ሺሕን 904 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2015 ዓ.ም ን2 ሺሕን 904 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃበ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ።
እቲ ኮሚሽን ባህጊ ኣልማዕቲ መሰረት ብምግባር ለውጢ ምምሕያሽ ኢንቨስትመንት ከምዝገበረ ገሊፁ።…
ሕብረት ኣውሮፓ ንብሄራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንብሄራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ።
እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ሚኒስቴር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ኣብ ዝተረኸባሉ ኮሚሽነር ንብሄራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)ን…
ስርዓት ምርጫ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ ስምምዕነት ገንዘብ 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስርዓት ምርጫ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ዝውዕል ደገፍ ስምምዕነት ገንዘብ 30 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያን ትካል ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኢዩ ተፈሪሙ።
እቲ…
ኢትዮጵያ ኣብ ፓሪስ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ፋሽን ፍርያታታ ተፋልጥ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ‘ቴክስ ዎርልድ ኢቮሉሽን ፓሪስ’ ብዝብል ስያመ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ፓሪስ ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ንግዲ ፋሽን ፍርያታታ ተፋልጥ ኣላ።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ማህሌት ሃይሉ ከምዝገለፀኦ÷ እቲ ዓውደ ምርኢት ኣብ ፋሽን…
ባንኪ ሲዳማ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማይ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ማሕበር ኣክሲዮን ባንኪ ሲዳማ ስራሕ ኣጀሚሮም።
ኣብቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማይ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ሓዊሱ ካልኦት ኣመራርሓ እቲ ክልልን ባንኪን ከምዝተረኸቡ ካብ ቤት ፅሕፈት ርእሰ…
ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዘለዉ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብዝተፈጠረ ምትእስሳር ዕዳጋ ልዕሊ 300 ሺሕ ሓረስቶት ተረባሕቲ ምግባር ከምዝተኽኣለ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ።
ሓላፊ መምርሒ ማርኬቲንግን ኮሙኒኬሽንን እቲ ኮርፖሬሽን ዘመን…
ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እና ጀርመንን ስምምዕነትሓገዝ 1 ነጥቢ 25 ቢሊየን ብር ተፈራሪመን።
እቲ ሓገዝ ኢትዮጵያ ንኤጀንሲ ኢንሹራንስ ንግዲ ኣፍሪካ (ኤ ቲ ኣይ) ትገብሮ ኣስተዋፅኦ ንምድንፋዕ ከምዘኽእል ተገሊፁ፡፡
ዝተገበረ ሓገዝ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ…
መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ወርሒ ሓምለ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ካብ 23 ሰነ ክሳብ 30 ሓምለ 2015 ዓ.ም ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።
ብመሰረት እዚ፦
ቤንዚን ……………………………………… ብር 69.52 ብሊትሮ
ፃዕዳ ናፍጣ………………………………………
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ን12 ሺሕ ኣንቀሳቐስቲ ርኽክብ ቁልፊ መስርሒ ቦታ ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 2 ሺሕን 389 ኢንተርፕራይዛት ንዝተወደቡ 12 ሺሕ ኣንቀሳቐስቲ ርኽክብ ቁልፊ መስርሒ ቦታ ይግበር ኣሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ምምሕዳርን ምርካቦም…