Browsing Category
ቢዝነስ
ኮሚቴ ኣመራርሓ ውድድርን ስነ-ስርዓትን ፕሪሚየርሊግ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣመራርሓ ውድድርን ስነ-ስርዓትን ፕሪሚየርሊግ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
ኣብ መበል 28 ሰሙን ፕሪሚየር ሊግ ዝተኻየዱ ግጥማት ሓዊሱ ካልኦት ካብ ዳያኑን ተዓዘብቲን ዝቐረቡሉ ፀብፃባት ድሕሪ ምምርማር ኢዩ…
ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር ) ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ንግዲ ፈረንሳይ ዘቲየን።
እተን ሚኒስትር፥ ብዛዕባ ትሕዝቶን ምድላውን ምዕራፍ ክልተ ሃገር ቦቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ዝጠመተ መብርሂ ነቶም ኣባላት ሂበን።
በፍላይ መንግስቲ…
ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ጉባኤ ማሕበር ትራንስፖርት ኣብ ኢትዮጵያ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ጉባኤ “ዓቕሚ ዓውዲ ኣቬሽን ምጥቃም” ዝበል መሪሕ ሓሳብ ዘለዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ስለዝኾነ ኣብ ዓውዲ ኣቬሽን ኣፍሪካ ዘለዉ ዕድላትን ብድሆታትን ጠሚቱ ከምዝላዘብ ግዜኢ…
ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ።
ብኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩዋን ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ መቐለ ዑደት ኣሳሊጡ።
እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ፥ ምስ ኣካያዲ ስራሕ እቲ ፓርክ…
ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ንጃፓንን ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ንጃፓንን ዘሎ ኢንቨስትመንት ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ሌሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢኮ ታካኮ ዘቲየን።
ኣብቲ9 መድረኽ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያ ንጃፓንን ዘሎ…
ዝተዋደደ ስራሕቲ ብምስራሕ 5 ቢሊየን ብር ንሎጅስቲክስ ክወፅእ ዝነበረ ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ስራሕቲ ብምምሕያሽ ብዝተሰርሐ ስራሕቲ 5 ቢሊየን ብር ንሎጅስቲክስ ክወፅእ ዝነበረ ወፃኢ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ሚኒስቴር ተገሊፁ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣፍሊጡ።
"ክእለት ሎጂስትክን ምውዳድ ትካላትን ንዘላቂ ትራንስፎርሜሽ ኢኮኖሚ"ብዝብል…
ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ማክሮ ኢኮኖሚ ንምጥንኻር ዘኽእል እዛ ሃገር ብ4 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ዝትግበር ትካላዊ ፕሮጀክት ደገፍ ዕላዊ ኮይኑ።
እቲ ፕሮጀክት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ብዝሰለዖ ደገፍ ገንዘብ ንዝቕፅሉ ሰለስተ ዓማውቲ ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ተባሂሉ።…
ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብማእኸላይ 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ዓብዩ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብማእኸላይ 6 ነጥቢ 1 ሚኢታዊ ዓብዩ ከብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ካልኣይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 24 ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ።
ሚኒስትር…
ኣይተ ሳዶካን ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውሕመ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ግንቦት፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣይተ ሳዶካን ደበበ ምስ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መበል 28 ጉባኤ ለውጢ ክሌማ ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኣድናን ኣሕመድ ዘቲዮም።
ኣይተ ሳዶካን ደበበ፥ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ቀዋሚ ኮሚቴታት ማዕቐፋዊ…
ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን ኣፍሪካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዝሕግዙ ፖሊሲን ስትራቴጂታትን ዝጠመተ ዘተ ዝካየደሉ ጉባኤ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…