Browsing Category
ቢዝነስ
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ በረራ ዝጀመረሉ መበል 25 ዓመት ኣኽቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኣሜሪካ በረራ ዝጀመረሉ መበል 25 ዓመት ኣኽቢሩ።
ኣብቲ መድረኽ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ(ዶ/ር)ን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።
ኣብ ኣሜሪካ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…
ኣብ ትግራይ ኣብ ምድላይ ዕደና ተዋፊሮም ዝነበሩ ኩባኒያታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምሩ ኢዮም-ሚኒስቴር ዕደና
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ምድላይን ምፍራይን ዕደና ተዋፊሮም ዝነበሩ ኩባኒያታት ኣብ ቀረባ እዋን ስራሕ ክጅምሩ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ዕደና ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ሚሊዮን ማቴዎስ፥ እቶም ዓለም ለኸ ኩባኒያታት ኣብቲ ክልል ብሰንኪ ዝነበረ…
ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝተለኣኸ ቡን 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 240 ሺሕ 369 ቶን ቡን ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ብምልኣኽ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንንነ ሻሂን ኣፍሊጡ።
ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 360 ሺሕ ቶን ቡን ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ…
ኢትዮጵያ እተካይዶ ሓምለዋይ ኣሰር ዘላቒ ልምዓት ዕላዊ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ- ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር) ኣብ ፎረም ሚኒስትራት ብሪታኒያ - ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ።
ኣብቲ ፎረም ኣማራፅታት ሃፍቲ ዕደናን ኢንቨስትመንትን ምቅራቦም ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።
ሃብታሙ ተገኝ (ኢ/ር)፥ ኢትዮጵያ…
ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ደገፍ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ ንሓምለዋይ ኣሰርን ክረምታዊ ስራሕቲ ወለንተናዊያንን ዝኸውን ደገፍ ልዕሊ 132 ሚሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረ ገሊፁ።
ወደብን ተርሚናልን ኣብ ዘለውዎም ከባቢታት ልዕሊ 30 ሺሕ ኢኮኖሚያዊ ረብሓ ዘለዎምን ውሕስነት ምግቢ…
መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሓምለ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ዓመታዊ ጉባኤ ዋና ኦዲተራት ኣብ ከተማ ቦንጋ ይሳለጥ ኣሎ።
መንግስቲ ንክልላት ዝሃቦ ደገፍን ድጎማን በጀት ናይ ነፀላ ኦዲት ኣፈፃፅማ ከምዝግምገም ኣብቲ ጉባኤ ተገሊፁ።
ኣብ መንጎ ኣብያተ ዕዮ ዋና ኦዲተር ክልልን ምምሕዳር ከተማን ዘሎ…
ኢትዮጵያን ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 25 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጀርመንን ስምምዕነት ሓገዝ 25 ሚሊየን ዩሮ ተፈራሪመን።
እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ኣብ ባንኪ ልምዓት ጀርመን ዳይሬክተር ሕብረት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ክርስቶፍ ቲስኬንስ ተፈራሪሞምዎ።
እቲ…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሃረር ዘህነፆ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ከተማ ሃረር ዘህነፆ መበል ሻውዓይ ፋብሪካ ሕሩጭን ባኒን ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ሓዊሱ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ሚስራ ኣብደላን ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ክልልን…
ሰብ ሃፍቲ ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ፖርቹጋል ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንክገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ።
እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ዞባዊ ንግዲ ድሬዳዋን ሃፍቶም ኢንቨስት ንክገብሩ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…
ክሳብ 23 ሓምለ ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ተወሳኺ ዘመናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ክጎዓዓዝ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሚሊየን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሳብ 23 ሓምለ ልዕሊ 3 ሚሊየን ኩንታል ተወሳኺ ዘመናዊ ዱኽዒ ካብ ወፃኢ ዓዲ ክጎዓዓዝ ኢዩ ተባሂሉ ትፅቢት ይግበር ክብል ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
እቲ ዘበናዊ ዱኽዒ፥ 2 ሚሊየንን 485 ሺሕን ኩንታል ዩሪያ፣ 600 ሺሕ ኩንታል…