Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ምትሕብባር ከባቢ ዶብ ክብ ምባል ዞባዊ ምቅርራብ ዕላዊ ኣብ ምግባር ይሕግዝ-ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ከባቢ ዶብ ክብ ምባል ዞባዊ ምቅርራብ ዕላዊ ኣብ ምግባር ይሕግዝ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ኣኼባ እዋን ፅድያ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል…

ኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያኣይተ ማሞ ምህረቱ ምስ ኣመሓደርቲ ባንኪ ኬንያ፣ ዛምቢያ፣ ሞዛምቢክን ዩጋንዳን ዘቲዮም። እቲ ዘተ ጎኒ ንጎኒ ኣኼባ ዓለም ኸ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ኢዩ ተሳሊጡ። ልቓሕ ብዘላቕነት ምኽፋልን ምርግጋዕ ዋጋ…

ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወርሒ ሰነ 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ንነዳዲ 9 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ድጎማ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ንግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብብርኪ ሃገር ስርዓት ክፍሊት ነዳዲ ተሽከርከርቲ ናብ  ኤሌክትሮኒክስ ስርዓት ክፍሊት ምእታው ኣብ ዘኽእል…

ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ወርሒ ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ከምዝሳጥ ተገሊፁ። እቲ ፎረም፥ "ኢንቨስት ኢትዮጵያ 2023” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ክካየድ ተባሂሉ። ምክትል ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ተመስገን…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 77 ዓመቱ የኽብር ኣሎ

አዲስ አበባ፣ መጋቢት 30፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 77 ዓመቱ የኽብር ኣሎ። ኩርዓት ኢትዮጵያ ዝኾነ እቲ  መገዲ ኣየር፥ ቅድሚ 77 ዓመት ኢዩ ስራሑ ብዕሊ ጀሚሩ። ኣብ ጉዕዞ ፃንሒቱ፥ ኢትዮጵያን ኣፍሪካን ምስ ዓለም እናተኣሳሰረ ፀኒሑ እዩ። 141 ኣውሮፕላናት…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ካምፓኒ ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ኦሬንት ቻይና ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ካምፓኒ ኢንተርናሽናል ሆልዲንግ ኦሬንት ቻይና ኣብ ዓውዲ ጨርቃ-መርቂ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ። ሰብ ሙያ ኢትዮጵያ ንዓለም ለኸ ዕዳጋ ብቑዓት ንክኾኑ ዘኽእል ስልጠና ንምሃብ ዘኽእል ኢዩ…

ሩዝ ንፈለማ እዋን ኣብ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ተዓዳዲጉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ንፈለማ እዋን ፍርያት ሩዝ ከምዝዓዳደገ ኣፍሊጡ። እቲ ትካል ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ናብ ስርዓት ዕድጊት ካብ ዘካተቶም ፍርያታት ሕርሻ ሓደ ዝኾነ ሩዝ 28 መጋቢት 2015 ዓ.ም ብኤሌክትሮኒክስ መድረኽ ዕድጊት…

ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ዓውዲ ግብርና ኣብ ምሽግጋር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ኢኮኖሚ እዛ ሃገር ካብ ግብርና ናብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ  ኣብ ምሽግጋር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም። ኮሚቴ ሚኒስትራት ዝተዋደደ ፓርክ ኢንዱስትሪ ግብርና ኣብ ክሊ…

ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 47 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ናውቲታት ኮትሮባንድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሃረርጌ ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ተታሒዙ። ሓላፊ ኮሙኒኬሽንን ሚዲያ ዲቪዥንን መምርሒ ፖሊስ እቲ ዞባ ዋና ኢንስፔክተር ቶሎሳ ጎሹ፥ መበገሲኡ ካብ ጅቡቲ ብምግባር…

ንበዓላት ዝኸውን ልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዝቕፅሉ በዓላት ትንሳኤን ዒድ ዓልፈጥን ልዕሊ 500 ሺሕ ኩንታል ሽኮር ናብ ዕዳጋ ንምቕራብ ምድላው ከምዝተወገነ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር ኣፈፃሚት ስራሕ ሓለዋ ንግዲ ውሽጢ ሃገርን ዓደግቲን መስከረም ባህሩ…