Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ጉባኤ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ኢንዱስትሪን ኣፍሪካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዝሕግዙ ፖሊሲን ስትራቴጂታትን ዝጠመተ ዘተ ዝካየደሉ ጉባኤ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር…

“ብሩህ ኢትዮጵያ 2015” ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘዳለዎ "ብሩህ ኢትዮጵያ 2015" ውድድር ምህዞ ንግዲ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ውድድር ካብ ኩለን ክልላት ዝተውፃእፅኡ 200 ተምሃሮ ይሳተፉ ኣለዉ። "ብሩህ ኢትዮጵያ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ 2013 ዓ.ም ዝተጀመረ…

ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኮንስትራክሽን ብቕዓት ዘለዎ ሃገር ቦቆል ሓይሊ ሰብ ምህናፅ ዘኽአል ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣብ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ፥ ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ወንድሙ ሴታ (ኢ/ ር)ን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን…

ኣብ ዝሓለፉ 10 ኣዋርሕ ካብ ዕዳ ታክሲ ልዕሊ 40 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዕዳ ታክሲ ኣብ 10 ኣዋርሕ ውሽጢ ልዕሊ 40 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቤት ዕዮ ኣብ ዉሽጢ ዓሰርተ ኣዋርሕ ካብ ዕዳ ታክሲ ንምእካብ ካብ ዝተተለመ 30 ነጥቢ 39 ቢሊየን ብር ዉሽጢ 40 ነጥቢ 5 ቢሊየን…

መንግስቲ ኣብ ዲጂታል ልውውጥ ንግዲ ንሓለዋ መሰል ዓማዊል ፍሉይ ጠመተ ከምዝህብ ተገሊፁ

አዲስ አበባ፣ ግንቦት 24፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ዲጂታል ልውውጥ ንግዲ ንሓለዋ መሰል ዓማዊል ፍሉይ ጠመተ ከምዝህብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ። “ሓለዋ ዓማዊል ኣብ ዲጂታል ኢኮኖሚ” ብዝበል መሪሕ ቃል  ኤፍ.ኤስ.ዲ ኢትዮጵያ ዘሰናድኦ መድረኽ ዘተ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ 1 ሰነ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ክፍሊት ኤሌክትሪክ ብዲጂታል ስርዓት ክፍሊት ክፍፀም ኢዩ ክብል ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ብብርኪ ሃገር ድማ ካብ ወርሒ ሓምለ 2015 ዓ.ም እቲ ክፍሊት…

ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘካተተ ልኡኽ ኣፍሪካ ኣብ ፍሉይ ኣኼባ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ናፃ ቀጣና ንግዲ ኣፍሪካ ኣብ ናይሮቢ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ሚኒስትር ንግዲን ጠጣናዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ካልኦት ላዕለዎት…

ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያታት ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ማእኸል መገጣጠሚ መካይን ክሃንፁ ኢዮም ተባሂሉ። ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጄኒ ተሬኪን፥ ኣብ መንጎ ሩሲያን ሃገራት ኣፍሪካን ኣብ 2022 ዓ.ም.ፈ ዘሎ ልውውጥ ንግዲ እናማዕበለ ምምፅኡ ገሊፆም። ካብ…

ባንኪ ዘበን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዘህነፆ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዘበን ብልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዘህነፆ በዓል 36 ደብሪ ዋና ቤት ዕዮ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱን ኣቦ መንበር ቦርድ ባንኪ ዘበን ኤርሚያስ እሸቱን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ…

ሓደ ስራሕ ንግዲ ተመጋጋባይ ንምግባር ምኽሪ ኣማኻሪ ቢዝነስ ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓደ ስራሕ ንግዲ ተመጋጋባይ ንምግባር ምኽሪ ኣማኻሪ ቢዝነስ ወሳኒ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ። ሰባት ስራሕ ንምጅማር ዘኽእሎም ገንዘብ ጥራሕ ስለዘለዎ ስራሕ ክጅምሩ ይርኣዩ እዮም፡፡ ይኹን ድኣ እምበር እቲ ዝጀመርዎ ስራሕ ቀፃልነት ከይሃለዎ ኣብ ሓፂር…