Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ዝበለፀ ወሃቢ ኣገልግሎት ፅዕነት እዚ ዓመት ንምርካብ ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሽልማት ዝበለፀ ወሃቢ ኣገልግሎት ፅዕነት ኣፍሪካ ዓመተ 2023 ንምርካብ ሕፁይ ኮይኑ ቀሪቡ። ኣብ ፍፃመ ውድድር ሕፁያት ዝበፅሐ እቲ መገዲ ኣየር እቲ ሽልማት ነምዕዋት ዘኽእሎ ከይዲ ኣወሃህባ ድምፂ ምጅማሩ ካብቲ መገዲ ኣየር…

ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብማሕበር ኢንተርፕርነርስ ሸገር ልዕሊ 397 ሚሊየን ብር ሃፍብት ምፍራይ ከምዝተኸኣለ ተገሊፁ። እቲ ማሕበር÷ ሳልሳይ ዓመታዊ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዊሱ ዕድመ ዝተገበረሎም ሓለፍቲ…

ኢትዮጵያ ዘለዋ ልምዲ ኣብ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ንጃፓን ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ዘተኣናገደቶ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ዘለዋ ልምዲ ኣብ ቀፃሊ ንእተዳሉ ጃፓን ኣካፊላ። ኣብ ኦስትሪያ ቬና መድረኽ ጉባኤ ምምሕዳር ኢንተርኔት ላዕለዎት መራሕቲን ኮሚቴ ኣማኻሪን ይሳለጥ ከምዘሎ ካብ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን…

ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኮሚሽነር ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሞርስላቭ ኮሴክ ዘቲየን። ኣብቲ ዘተ፥ ከልቲኣዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር በምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት መልዛቦም ካብቲ ኮሚሽን…

መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ካብ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ ዘሎ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፀል ሚኒስቴር ነግዲን ቀጠናዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ክሳብ 30 መጋቢት ኣብ ዘሎ እዋን ዋጋ መሸጢ ነዳዲ ቤንዚን፣ ኬሮሲን፣ ፃዕዳ ናፍጣ፣ ቀሊል ፀሊም ናፍጣን ከቢድ…

ተወዳደርቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር ዘኽእል ፍኖተ ካርታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣብ ተተካእቲ ፍሪያታት ዝዋፈሩ ተወዳደርቲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር ዘኽእል ፍኖተ ካርታ 10 ዓመት ዕላዊ ገይሩ። ኣብቲ መድረኽ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኣመራርሓ ዓለም ለኸ ትካላት፣ ምሁራንን…

ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ዓብዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣቪዬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ዩኒቨርሲቲነት ከምዝዓበየ ተገሊፁ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ብመርሃ ግብሪታት ”ኤሮስፔስ” ን እንግዶትን ቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ምጅማሩ ካብቲ  ኣቪየሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ትካል፥ ብስልጠናታት…

ልዕሊ 20 ስብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን  ወፃኢን ኢንተርፕራይዝ ሽኮር ንምዕዳግ  ድልየት ኣርእዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 20 ሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓድን  ወፃኢን መንግስቲ ኢትዮጵያ 8 ኢንተርፕራይዛት ሽኮር ናብ ውልቀ ዓውዲ ንምዝውዋር ብመሰረት ዘውፅኦ ጨረታ ድልየቶም ኣርእዮም። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ነሓሰ ፋብሪካታት ኦሞ ኩራዝ 1፣ ኦሞ ኩራዝ 2፣ ኦሞ…

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ሳፋሪኮም ኢትዮጵያን ብሓባር ንምስራሕ ስምምዕነት ከቲሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ዲጂታል ኣሰራርሓታት ንምስፋሕን ንምጥንኻርን ዘኽእሎ ሰነድ ስምምዕነት ምስ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ከምዝተፈራረመ ገሊፁ። እቲ ምምዕነት፥ ፕሬዚዳንት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቤ ሳኖን ዋና መካየዲ ስራሕ ሳፋሪኮም ኢትዮጵያ ኣንዋር…

ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ልኡኽ ኖርዌይ ተዛቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ምስ ልኡኽ ኖርዌይ ኣብ ጉዳያት ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ኣሳሊጡ። ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ተግባራት ልምዓትን ተሳትፎ መዳርግቲ ልምዓትን ነቶም ኣባላት እቲ ልኡኽ መብርሂ ተዋሂቡዎም። ኣብ ማኑፋክቸሪንግ፣ ግብርና፣…