Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ ዕዳጋ ኢ-ኮሜርስ ምስ ኣሊ ባባ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ዕዮ ኣሊ ባባ ግሩፕ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሊ ባባ ግሩፕ ሊዩ ናን ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ውፅኢታዊ ዘተ…

ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ልዕሊ 258 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ – ሚኒስቴር እቶት

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ ብሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ልዕሊ 258 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ኣፍሊጠን። ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ሸውዓተ ኣዋርሕን ኣብ ዝተረፉ ኣዋርሕ…

ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣማኸርቲ ሸሪዓ ኢትዮጵያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ሞያዊያን ፋይናንስ ካብ ወለድ ናፃ ምስ ጉባኤ ኡለማታት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ብምዃን ፈላማይ ዓመታዊ ጉባኤ ኣማኸርቲ ሸሪዓ ኢትዮጵያ ኣሳሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ መትከላት ፋይናንስ ሸሪዓ መሰረት ብምግባር ዝሰርሑ…

ጎስጓስ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጎስጓስ "ኢትዮጵያ ተፍሪ" ኣብ ከተማ ባህርዳር ይሳልጥ ኣሎ። እቲ ስነስርዓት ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ኣምሓራ ይልቃል ከፋለን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበልን ኣጀሚረሙዎ። ኣብቲ ክልል ዘለዉ ኣፍረይቲ ዘለውዎም ፍሪያታት ኣብቲ መኽፈቲ…

ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምስ ኢንዱስትሪያል ፓርክ ኢስት ኣፍሪካ ስምምዕነት ፈሪሙ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ትዊተር ሒሳቡ ከምዝበሎ፥ ኢስት ኣፍሪካ ሆልዲንግ ኩባንያ ናብ ኢንዱስትሪ ፓርክነት ንምዕባይ ዘኽእል ስምምዕነት ኢዩ። ኣብ ክልል ኦሮሞ…

ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ኣብ ኢንቨስትመንት ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ንክዋፈሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ውልቀ ሃፍቲ ኣብ ኢንቨስትመንት ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ንክዋፈሩ በዓል መዚ  ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ፃውዒት ኣቕሪቡ። ዓውዲ ውልቀ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኢንዱስትሪ ዘለዎ ተሳትፎ ንክጉልብት ሰብ ሃፍቲ ብፍላይ ድማ ኣብ ስራሕቲ ምምሕዳር ኣናእሽቱ…

ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንክገብሩ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት 16፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ኢንቨስት ንክገብሩ ጠመተ ተዋሂቡ ይስራሕ ኣሎ ክብል ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ትልምን በጀትን እቲ ኮሚሽን እናትነሽ ታመነ፥ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2…

ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪያታት ዝነበረ ቀረፅ ወፃኢ ካብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚራ ከምእተልዕል ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ካብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ዝኣትዉ ፍሪያታት ዝነበረ ቀረፅ ወፃኢ ካብ ዝቕፅል ረቡዕ ጀሚራ ከምእተልዕል ኣፍሊጣ። እቲ ውሳነ ቻይና ንሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ኣብ ዝገበረቶ ማዕቐፍ “መመሓየሺ ፍሉይ ቀረፅ” ከምዝትግበር ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና…

ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕድል ኣገዋ ንምምላስ ፃዕሪታት ይግበሩ ከምዘለዉ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኮሚሽን በዓል ሞያ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣይተ ሃብቱ ማሞ፥ እቲ ዕድል ንምምላስ ምስ መንግስቲ፣ ኣሜሪካ ዝተፈላለዩ ስቪክ ኣብያተ ምኽሪን ካልኦትን ዝግበሩ…

ኢትዮጵያ ኣብ ኤግዚቢሽን ገልፍ ፉድ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሕቡራት ዓረብ ኤሚሬታት ዓረብ ከተማ ዱባይ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ገልፍ ፉድ ትሳተፍ ኣላ። ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ገብረመስቀል ጫላን ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ካሳሁን ጎፌን ኣብ መኽፈቲ እቲ ኤግዚቪሽን…