Browsing Category
ቢዝነስ
ዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ክመርሕ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ንዲጂታል ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዝኽእ ስትራቴጂ ተሓንፂፁ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፡፡
መኽፈቲ ስነ ስርዓት 2ይ ብሄራዊ ኮንፍረንስ ዲጂታል ክፍሊት ይሳለጥ ኣሎ።
ኢዮብ ተካልኝ…
ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 37 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ካብ ንግዲ ወፃኢ 3 ነጥቢ 37 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ ኢሎም ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)።
ገምጋም ኣፈፃፅማ ርባዕ ዓመት እቲ ሚኒስቴር ይካየድ ኣሎ።
ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፥…
ፀገም ቀረብ ዘይቲ ንምፍታሕ ይሰርሕ ኣለኹ – ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ቀረብ ዘይቲ ንምፍታሕ ምኽባር ናብራ ንምርግጋእን ይሰርሕ ኣለኹ ኢሉ ቢሮ ንግዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፡፡
ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሃቢባ ሲራጅ ንፋና ዲጂታል ከምዝገለፀኦ÷ ኣብታ ከተማ ፀገማት ቀረብ ዘይቲ ከየጋጥምን ምኽባር ናብራ…
ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት እላዊ ኮይኑ፡፡
ኣብቲ ከይዲ ጨረታ 17 ባንኪታት ዝተሳተፉ እንትኾኑ÷ በዚ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ድማ ዋጋ ሓደነ ዶላር ኣሜሪካ ብማእኸላይ 154 ነጥቢ 3993 ብር ኮይኑ ከምዝተመዝገበ…
ፍሰት ኢንቨስትመንት ዘዕበዮ ምርካብ ምላሽ ሕቶ ሰብ ሃፍቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ብሰብ ሃፍቲ ዝቐርቡ ዝነበሩ ሕቶታት ተግባራዊ ምላሽ ምሃቡ ፍሰት ኢንቨስትመንት ንክዓቡ ኣኽኢሉ ኢሉ።
ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዘለቀ ተመስገን (ዶ/ር)፥ ምላሽ ካብ መንጎ ዝረኸቡ ሕቶታት 14 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ተካእቲ ፍሪያታት ንዝዋፈሩ መልማዕቲ ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ- ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ በተካእቲ ፍሪያታት ንዝዋፈሩ መልማዕቲ ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ነተን ከንቲባ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ መንደር ኢንዱስትሪ ኣቃቂ ቃልቲ…
ብሄራዊ ባንኪ ብመሰረት እቲ ሓዱሽ ኣዋጅ ባንኪ ንባንኪ ስታንዳርድ ሓዱሽ ፍቓድ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ብመሰረት ዝተመሓየሸ ኣዋጅ ባንኪ ንግዲ ንባንኪ ስታንዳርድ ተወካሊ ቢሮ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ፍቓድ ሂቡ።
እቲ ዝተውሃበ ፈቓድ ተወካሊ ቢሮ ናይ ወፃኢ ባንኪ፤ ኣብ ትሕቲ ቀጥታ ቁፅፅር ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ክኾኑ ብዝተደነገገ…
ትካል መድን ኢትዮጵያ መበል 50 ዓመት ምስረትኡ የኽብር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ትካል መድን ኢትዮጵያ ንቐፃሊ ክልተ ኣዋርሕ ዘካይዶ ዕላዊ ክብረ በዓል ወርቂ እዮቤልዮ መበል 50 ዓመት ምስረትኡ የኽብር ኣሎ።
ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ኣቤል ታደሰ፥ እቲ ትካል ኣብ መድን ኢንዱስትሪ ፈላማይ ብምዃን ዕዉት ስራሕ ኣካይዱ…
ኣብ 2018 ዓ.ም 250 ሚሊየን ቶን ቀለብ እንስሳት ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ 2018 ዓ.ም 250 ሚሊየን ቶን ቀለብ እንስሳት ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስቴር ግብርና።
ሚኒስትር ዴኤታ ፍቅሩ ረጋሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፥ ኣብ ቀደማይ ርባዕ ዓመት 91 ሚሊየን ቶን ቀለብ አንስሳት ምፍራይ…
ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ መጥቃዕቲ ሳይበርን ዲጂታል ምግምዳሕን ንምክልኻል ይሰርሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ዝፍፀሙ መጥቃዕቲ ሳይበርን ዲጂታል ምግምዳሕን ንምክልኻል ጠመተ ሂበ ይሰርሕ ኣሎኹ ኢሉ።
እቲ ባንኪ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ንመበል ካልኣይ ጊዘ “እሙን ኣገልግሎት ባንኪ ብባዶ ትረስት ድሕንነት” በዘብል መሪሕ ሓሳብ የኽብር…