Browsing Category
ቢዝነስ
ኣብ ከተማ ባህር ዳር ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተጣየሸ ፋብሪካ ፁማቕ ማንጎ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኤ ስኩየር ኤ" ተባሂሉ ዝተጣየሸ "ስላይስ" ፋብሪካ ፁሟቕ ማንጎ ሎሚ መዕልቲ ኣብ ከተማ ባህር ዳር ተመሪቑ፡፡
እቲ ፋብሪካ ብልዕሊ 200 ሚሊየን ብር ካፒታል ዝተጣየሸ እንትኸውን፥ ኣብ መዕልቲ 112 ሺሕ ሊትሮ ኣብ ዓመት ድማ 33 ሚሊየንን…
ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ልቓሕ ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ መጀመርያ ርብዒ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ልቓሕ ከምዝሃበ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት እቲ ባንኪ ዶክተር ዮሃንስ ኣያሌው ከምዝሓበሩዎ÷ እቲ ባንኪ ኣብ መጀመርያ ርብዒ ዓመት ካብ ዝሃቦ ልቓሕ 4 ነጥቢ…
ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ታከለ ኡማ ምስ ኣምባሳደር ስዑዲ ዓረብ ፋሃድ ኣልሁማይዳኒ ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ዕድላት ኢንቨስትመንት ዕደና ምልዛቦም ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ኩባኒያታት ሱዑዲ ኣብ ኢንቨስትመንት ዕደና ኢትዮጵያ…
ኢንጂነር ታከለ ኡማን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢንጂነር ታከለ ኡማን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒን ኣብ ዱከም ኣብ ዝርከብ ፋብሪካ ሴራሚክ ዑደት ገይሮም።
ኢንጂነር ታከለ ኡማ፥ ብዙሓት ፍሪያታት ሴራሚክ እንተሃለወ እውን ናብ ዕዳጋ ከምዘይቐርበ ዘሎ…
ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም “ቴሌ ክላውድ” ዝተብለ ኣገልግሎት ብወግዒ ኣፈሊሙ።
እቲ ኣገልግሎት፥ ዝተፈላለዩ መረዳእታታት ኣብ ዳታ ቤዝ ኢትዮ-ቴሌኮም ምርካብ ዘኽእለ ኣሰራርሓ ኢዩ ተባሂሉ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ ትካላት ዳታ…
ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2015(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ብሪታንያን ለውጢ ክሌማ ንምክልኻል ብሓባር ዝጀመርኡ ስራሕ ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ገሊፀን።
ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ኣምባሳደር ብሪታንያ ኮፕ26 ኣብ አፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ጃኔት ሮጋን ኣብ ቤት ዕዮአን ብምርካብ…
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ልምዓት ዩናይትድ ኪንግደም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ምስ ሚኒስትር ልምዓት ዩናይትድ ኪንግደም ቪኪ ፎርድ ኣብ ኣሜሪካ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኢትዮጵያ ዝጠመተ ከምዝነበረ ተሓቢሩ።…
ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት ምትግባሩ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ-ቴሌኮም ሓዱሽ ዲጂታል ማእኸል መውሃቢ ኣገልግሎት(Cloud based Contact center Solution) ምትግባሩ ኣፍሊጡ።
ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬህይወት ታምሩ፥ እቲ ማእኸል ንዓማዊል ዝሓሸ ኣገለግሎት ዝወሃበሉ ኢዩ ኢለን።…
ኣብ ቀዳማ ርብዒ ዓመት ልዕሊ 93 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማ ርብዒ ዓመት ልዕሊ 93 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ከይዲ ስራሕ ትልሚ፣ ክትትልን ግምገማን እቲ ሚኒስቴር ተመስገን ተሰማ÷ ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ካብ ቀረፅ ንግዲ ውሽጢ ዓዲን…
ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ድሕንነት ፋይናንስ ምስ ባንኪ ዓለም ብምትሕብባር ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ መፅናዕቲ ዓውዲ ተቓላዓይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ሕጋዊ መሰል ዝተውሃቦም ኣካላትን ኣወዳድባን፣ ገበናት ታክስ ከምኡውን ገንዘባት…