Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ንኢትዮጵያ ንምዝማን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ናይቲ ኣመራርሓ ናይ ለውጢ ቁርፀኝነት ዘርእዩ ኢዮም-ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ንኢትዮጵያ ንምዝማን ዝተጀመሩ ስራሕቲ ናይቲ ኣመራርሓ ናይ ለውጢ ቁርፀኝነት ዘርእዩ ኢዮም ክብሉ ኣምባሳደር ኖርዌይ ኣብ ኢትዮጵያ ስታይን ክሪስተንሰን ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ፃንሒቶም ሃገሮም ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ኩለ መዳይ ምትሕብባር ናብ…

ልዕሊ 4 ሺሕ ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ 4 ሺሕን 254 ኪሎ ግራም ፍርያት ወርቂ ናብ ሃገራዊ ባንኪ ኣታዊ ምግባሩ ኤጀንሲ መዓድን ክልል ጋምቤላ ኣፍሊጡ። 1 ሺሕን 850 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ኣታዊ ንምግባር ተሊሙ ከምዝነበረ ምክትል…

ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ፓኪስታንን ኣፍሪካን ልምዓት ንግዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) በዓል መዚ ልምዓት ንግዲ ፓኪስታንን(TDAP) ሚኒስቴር ንግዲ ፓኪስታንን ምስ ክፍሊ ንግዲ ኤምባሲ ፓኪስታን ኣብ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር 5ይ ጉባኤ ልምዓት ንግዲ ፓኪስታንን ኣፍሪካን (PATDC)ን ፍርያት ፓኪስታ ኢግዚቢሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሚሊንየም…

ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ደረጅኡ ዝሓለወ ኣገልግሎት ፖስታ ትህብ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ድሕሪ ለውጢ ኣብቲ ዓውዲ ብዝተወገነ ስራሕቲ ምምሕያሽ ብኣገልግሎት ህፁፅ መልእኽቲ ፈላማይ ምዝ ዝኾኑ 10 ሃገራት ተርታ ምስላፍ ከምዝኸኣለ ትካል ኣገልግሎት ፖስታ ኣፍሊጡ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ዳግማዊ ሃይልዬ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ…

ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ኣቪዬሽን ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ተተካኢ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ካሴ…

ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ክብ ንምባል  ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደም ሱር ኢኮኖሚ ዝኾነ ዓውዲ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ክብ ንምባል  ብምትሕብባር ምስራሕ ይግባእ  ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቲ ሚኒስቴር መድረኽ ሃገራዊ ጉባኤ ሴክተራት መደባት ኣፈፃፅማ ትሽዓተ…

ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ስሉጥ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባቡር ምድሪ ኢትዮ-ጅቡቲ ኣ.ማ ካብ ፅዕነት ብተወሳኺ ናይ ትራንዚት፣ ምትሕልላፍ ጉምሩክን ስራሕቲ ሎጂስቲክስን ብምውዳድ ስሉጥ ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል ይህብ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ዝተጀመረ ሓዱሽ ኣገለግሎት ስራሕቲ ንግዲን ሎጂስቲክስን ከምዘሳልጥ…

ባንኪ ዓለም ሸቶታት ልምዓት ኢትዮጵያ ንምድጋፍ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ዓለም፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተግባራዊ ዝገበሮ ተግባራዊ ዝገበሮ መመሓየሺ ማክሮ ኢኮኖሚን ተግባራዊ ንምግባር ዘርኣዮ ቁርፀኝነትን ንኢዱ። ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ፋይናንስ ምስ ዳይሬክተር ማኔጂንግ ክፍሊ…

ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክልል ቤኒንሻንጉል ጉምዝ ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 3 ሺሕን 100 ኪሎ ግራም ወርቂ ናብ ብሄራዊ ባንኪ ከምዘእተወ ኣፍሊጡ፡፡ ብፍሉይ ትሑት ኣፍረይቲ ወርቂ፣ ብኣዘዋወርቲን ብኩባንያታት ዝፈረየ 3 ሺሕን 170 ነጥቢ 6 ኪሎ ግራም…

ውፅኢት ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ውፅኢት ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ከይዲ እቲ ጨረታ 26 ባንክታት ዝተሳተፉ እንትኸውን፥ በዙይ እውን ሸርፊ ወፃኢ ንሓደ ዶላር ኣሜሪካ ማእኸላይ 131 ነጥቢ 4961 ብር ኮይኑ ምምዝጋቡ ተገሊፁ።…