Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ቢዝነስ

ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓመት ብወገን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣቢሉ 2 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ናብ ሃገር ከምዝኣተወ እቲ ባንኪ ኣፍሊጡ። እቲ ባንኪ መበል 23 ዙር “የሽርፉ ይሸለሙ” መበረታትዒ ሸርፊ ወፃኢ፥ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ተኻይዱ።…

ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ መዓድን 241 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር መዓድን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር መዓድን ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝገለፁዎ፥ “ኣብዚ ሕዚ እዋን ምስ ዘሎ ሃገራዊ ኩነታት…

ኣብ ውሽጢ 5 ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ኣዋርሕ 147 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ኣታዊ ክእከብ ከምዝኸኣለ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣይተ ላቀ ኣያሌው ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ፥ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና፣ ሃገራዊ ኩነታት…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ንፕሮጀክታት መገዲ ቀርኒ ኣፍሪካ 271 ሚሊየን ዶላር ልቃሕ ኣፅቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቦርድ ዳይሬክተራት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዝርከባ ሃገራት ብልምዓት መገዲ ንምትእስሳር 271 ሚሊየን ዶላር ልቃሕ ከምዘፅቐ ኣፍሊጡ። ህንፀት እቶም ፕሮጀክታት ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ዝሳለጡ እንትኾኑ፥ እቶም መገዲታት ኣብ…

ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 123 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ኣርባዕተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት 133 ቢሊየን 381 ሚሊየን 670 ሺሕ ብር ንምእካብ ተሓሲቡ ኢዩ 123 ቢሊየን 962 ሚሊየን 650 ሺሕ ብር…

ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 51 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍርያታት ኣተዓዳዲጉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ልዕሊ 51 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ፍርያት ግብርና ብልዕሊ በ4 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምትዕድዳጉ ፍርያት ዕዳጋ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ እዚ 17 ሺሕን 690 ቶን ቡን፤ 15 ሺሕነ 445 ቶን ሰሊጥ፣ 3 ሺሕን 24 ቶን…

ስርዓት ኣወሃህባ ልቓሕ ወድዓዊ ኩነታት ተሓሳቢ ብምግባር ተመዓራሪዩ – ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ካብ ዝነበሮ ፀገም ተመሓይሹ ለውጢ ምምፃእ ከምዝጀመረ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ገሊፆም። ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፈፃፅማ ስራሕ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ም ግምገማ ተኻይዱ፡፡…

ካብ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት እቲ በጀት ዓመት ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኸ  ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን 3 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ። ዳይሬክተር ኤሌክትሮኒክስን ኮሙዩኒኬሽንን ኣይተ ፀሃዬ ይነሱ፥ ዓቕሚ ዕድጊት መፍረይቲ ኢንዱስትሪ…

መጠን ፍርያት ሲሚንቶ እናወሰኸ ከምዝመፅ ኢንጅነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ሲሚኒቶ ንምዕባይ መንግስቲ ኣብቲ ዓውዲ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ምምሕያሽ መጠብ ፍርያት እናወሰኸ ከምዝመፀአ ሚኒስቴር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ፋብሪካታት ስሚንቶ ሙገረን ዳንጎተን ተረኺቦም ከይዲ ምፍራይ እቲ…

ካብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ 42 ነጥቢ 7 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት ዓመት 2014 ካብ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ዘይቲ 42 ነጥቢ 75 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 42 ነጥቢ 85 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ…