Browsing Category
ቢዝነስ
መንግስቲ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ ንምውፃእ ዝገብሮ ፃዕሪ ንከፅንዖ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ካብ ኣገዋ እትረኽቦ ረብሓ ንምስኣንን ከብ ኣባልነት ንምውፃእ ዝጀመሮ ምንቅስቓስ ዳግም ንከፅንዖ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ብዕላዊ ደብዳበ ሓቲቱ።
ኢትዮጵያ ካብ ህዙሓት ዝማዕበላ ሃገራት ኣለም ለኸ ኮርፖሬሽን…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ነፃ ክልል ኣየር ጁብቲ በረራ ኣየር ባሕሪ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ነፃ ክልል ኣየር ጁብቲ በረራ ፅዕነት ኣየር ባሕሪ ከምዘጀመረ ኣፍሊጡ።
ካብ ወደባት ጅቡቲ ተበጊሱ ናብ ናይጀሪያ ሌጎስ ከተማ ዝበርርን 17 ቶን ኤሌክትሮኒክስን ናውቲ ገዛን ዝፀዓነ ቀዳማይ ኦፕሬሽን ፅዕነት ኣየር ባሕሪ…
ካብ ፍርያት ቡን፣ ቀጠፍን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 333 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ሞንጎ ዝቐረቡ ፍርያታት ቡን፣ ቀጠፍን ቅመማ ቅመምን ልዕሊ 333 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣታዊ ናብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ካብ ዝተልኣኸ…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ኣጎዋ ዘለዋ ተረባሕነት ንክትቅፅል ኤምባሲ ኣሜሪካ ሓገዝ ንክገብር ተሓቲቱ።
ኮምሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜ ምስ ላዕለዋይ በዓል ሞያ ንግዲ ኤምባሲ ኣሜሪካ ያሱኢ ፓይ ተዛቲየን።
ኣብቲ ዘተ፥ እቲ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ…
ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ብወግዒ ስራሕ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ታሪኽ ባንኪታት ኢትዮጵያ ብዝህቦ ኣገልግሎት ፈላማይ ዝኾነ ባንኪ ኣባይቲ ጎህ ብወግዒ ስራሕ ኣጀሚረን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ገፀን ከምዝሓበረኦ፥ “ሎሚ መዓልቲ ኣብ ታሪኽ ባንኪታት…
ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 4ሺሕን 800 ቶን ቡና ንማእከላዊ ዕዳጋ ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ደቡብ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 4ሺሕን 800 ቶን ቡና ንማእከላዊ ዕዳጋ ቀሪቡ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡናን ሻሂን ቅመማቅመምን እቲ ክልል ኣይተ ሬድዋን ከድር፥ ካብ ፈሪያ ቡና 907 ሚሊየን ናይ ኣሜሪካን ዶላር ከምዝተረኸበ…
ፍርያታት ሕርሻ ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ኣቢሉ ናብ ሕብረተሰብ ምቕራብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሽጉርቲን ካልኦት ፍርያታት ሕርሻን ፍርያታት ሕርሻ ብማሕበራት ሕብረት ስራሕ ሸመትቲ ኣቢሉ ናብ ሕብረተሰብ ንምቕራብ ምንቅስቓስ ተጀሚሩ።
ልዕሊ 2 ሚኢቲን92 ኩንታል ቀይሕ ሽጉርቲ ካብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ናብ ከተማ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ሳብሬ” ምስ ዝተብሃለ ኣቕራቢ ቴክኖሎጂ ሶፍትዌር ኮርፖሬሽን ዝነበሮ ውዕሊ ስምምዕነት ኣሐዲሱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ “ሳብሬ” ምስ ዝተብሃለ ኣቕራቢ ቴክኖሎጂ ሶፍትዌር ኮርፖሬሽን ዝነበሮ ውዕሊ ስምምዕነት ኣሐዲሱ።
እቲ መፈዲ ኣየር ምስ ሳብሬ ዝኣተዎ ንነዊሕ እዋን ዘፅነሖ ስትራቴጂካዊ ሽርክና ኣሐዲሱ ዘሎ፥ ንዝቕፅሉ ሸውዓተ ዓመታት ብውሕዱ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓርባዕተ ዓውዲታት ሽልማት ብሉፅ ስካይትራክስ ተዓዊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብዓርባዕተ ዓውዲታት ሽልማት ብሉፅ ስካይትራክስ 2021 ከምዝተዓወተ ተገሊፁ።
አየር መንገዱ እ.አ.አ የ2021 የአፍሪካ ምርጥ አየር መንገድ ሽልማትን ጨምሮ ለ4 ተከታታይ ዓመታት ነው የተቀዳጀው
እቲ መገዲ ኣየር፥ ከም…
ኣብ ክልተ ኣዋርሕ እቲ በጀት ዓመት ካብ ወፃኢ ንግዲ 692 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን ካብ ወፃኢ ንግዲ 692 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣፍሊጡ፥
ኣብ ክልተ ኣዋርሕ እቲ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ዝተረኸበ ኣታዊ ብመንፅ ትልሚ ኣብ ፍርያት ሕርሻ ዝተሃቀነ 424…