Browsing Category
ቢዝነስ
ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኣድቫንስድ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣብ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣገልግሎት ኣድቫንስድ 4ጂ ኤል.ቲ.ኢ ኣብ ሪጅን ደቡብ ምዕራብ ኣጀሚሩ።
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ወይዘሮ ፍሬህይወት ታምሩ ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኸኦ ሓበሬታ፥ በቲ ኣገልግሎት ከተማታት ጅማ፣ ኣጋሮ፣ በደሌ፣…
ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰነ ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ልዕሊ 259 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር እቶት ገሊፁ።
ሚኒስትር እቶት ኣይተ ላቀ ኣያሌው፥ እቲ እቶት ካብ 1 ሓምለ 2013 ዓ.ም ኢዩ ጀሚሩ ኢሎም።
እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ
ቴሌግራም ገፅና…
ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተስማሚዐን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርክን ብዓውዲ ትራንስፖርት ብምትሕብባር ንምስራሕ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲመን።
ሚኒስተር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርትን መሰረተ ልምዓትን ቱርኪ ኣዲል ካራይስማይሎግሉ ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ክታመን…
ሚኒስቴር እቶት ምስ ዝተፈላለዩ ውልቀ ባንኪታት ስርዓት ኢ ፔይመንትን ኢ ታክስን ንምዝርጋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር እቶት ምስ ዝተፈላለዩ ውልቀ ባንኪታት ስርዓት ኢ ፔይመንትን ኢ ታክስን ንምዝርጋሕ ዘኽእል ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሆቴል ስካይላይት ከቲሙ።
እቲ ሰርዓት ከፈልቲ ግብሪ ናብ ባንኪ ምኻድ እንተይኣድለዮም ኣብ ዘለውዎ ቦታ ብምዃን ከፍሊቶም…
ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚደንት ኬኒያ ኡሁሩ ኬንያታን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ምስ ዝዋፈር ኩባኒያ ቴሌኮም ወግዓዊ ስነ ስርዓት ምንባር ክታም ተኻይዱ።
እቲ ስምምዕነት ኣወሃህባ ፍቓድ ስራሕ ኢዩ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ህይወት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ኣፍሪካውያን ዘመሓይሽ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋውንዴሽን ማስተር ካርድን ማእኸል ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕምማት ኣፍሪካ (ሲዲሲ) ህይወት ኣብ ፀገም ዝርከቡ ኣፍሪካውያን ዘመሓይሽ ስምምዕነት 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ተፈሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ኣፍሪካውያን ናብረኦም ንምምሕያሽን…
ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ ኣማራፅታት ኢንቨስትመንት ንጉጅለ ልኡኽ ኩባኒያ ቦይንግ መብርሂ ተዋሂቡ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ መዓልቲ ምስ ኮምሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ተዛቲዩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘለዉ…
ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ) ቁፅሪ ሓደ ፋብሪካ ሽኮር ጣና በለስ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ።
እቲ ፋብሪካ 2 ሚለየንን 372 ሺሕን ቶን ሽኮር ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ከምዘለዎ ተገሊፁ።
ኣብዚ ሐዚ እዋን ብሓፈሻ 13 ሺሕን 667 ሄክታር ብቃንጫ ሽኮር ዝለምዐ መሬት ዘለዎ…
መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣብ ወርሒ ሰነ ብዝነበሮ ክቕፅል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ ) ኣብ ወርሒ ሰነ መሸጢ ዋጋ ፍርያት ነዳዲ ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ንግድን ኢንዱስትርን ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ ካብ መሸጢ ዋጋ ነዳዲ ኣውሮፕላን ወፃእ መሸጢ ችርቻሮ ፍሪያት ካልኦት…
ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ጉንበት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ሰነድ ስምምዕነት ልቓሕ 250 ሚሊየን ዶላር (ብር 10 ነጥቢ 89 ቢሊየን) ተፈራሪሞም።
እቲ ስምምዕነት ልቓሕ፥ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴን ኣብ ባንኪ ዓለም ተፀዋዒ ኢትዮጵያ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ኤርትራን…