Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብ4 ነጥብ 2 ቢሊየን ብር ወፃኢ ዝተሃነፀ ካልኣይ ክፋል ፕሮጀክት ማይ ለገዳዲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲሰ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ብ4 ነጥብ 2 ቢሊየን ብር ዝተሃነፀ ካልኣይ ክፋል ፕሮጀክት ማይ ለገዳዲ ሎሚ ኣመሪቐን።
ከንቲባ ከተማ ኣዲሰ ኣባባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ብዝገበርኦ መደረ÷ “ቀረብ ዝስተ ማይ ኣዲስ…
ጀጋኑ ደሞም ኣፍሲሶም ዘኽበርዋ ሃገር ብመስዋእትነት ክነቕፅል ኢና ክብሉ ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ሰሜን ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀጋኑ ደሞም ኣፍሲሶም ዘኽበርዋ ሃገር ብመስዋእትነት ክነቕፅል ኢና ክብሉ ኣብ እዚ ሰሜን ዝርከቡ ኣባላት ክፍሊ ሰራዊት ሜካናይዝድን ኣጋር ጦርን ተዛሪቦም።
ኣብቲ ክፍሊ ጦር ዝርከቡ ኣዛዚ ሓለቓ ሽሕ 2ይ ሬጅመንት ኣለምነው ተፈራ ከምዝገለፅዎ÷ እቲ…
ኣብ ባህልና ዝተመረቐ ሰብ ንሰናይ ዝተፀወዐ እዩ – ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ኣብ ባህልና ዝተመረቀ ሰብ ንሰናይ ዝተፀወዓ ምዃኑ ሕድሕድ ተመራቒ ንዝተፀወዐሉ ተግባር ንዕቤየት ሃገሩ ዓምዲ፤ ምዃኑ እዩ” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ብማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣቢሎም…
ኣምባሳደር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ንፕሬዚዳንት ጆ ባይደን ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ናይ ሹመት ደብዳቤኦም ንፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣቕሪቦም።
እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን ምስ ሓጋዚት ፀሓፊ ጉዳያት ኣፍሪካ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሞሊ ፊ ኣብ ክልቲኣዊ…
ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ስደተኛታት ኣብ ዝተኣናገድሉ ከባቢታት ንዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝኸውን ደገፍ 180 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ንስደተኛታትን ስደተኛታት ኣብ ዝተኣናገድሉ ከባቢታት ንዝነብሩ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝኸውን ደገፍ 180 ሚሊየን ዶላር ኣፅዲቑ።
እቲ ደገፍ ነቶም ስደተኛታትን ስደተኛታት ዘተኣናግዱ ክፋላት ሕብረተሰብን ዝግበር ምምሕያሽ…
ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፍሉይ ሓይሊ ትግራይ ዝመፅኡ ኣባላት ጉጅለ ራዕዲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቶም ክልተ ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ከባቢ ቱሉ ዲምቱ 11:00 ሰዓት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ።…
60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ዝሰርሐ ተምሃራይ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሎሚ ዘበን ተመራቒ ዩንቨርስቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ 60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ ታሪክ ሰሪሑ።
ወዲ 25 ዓመት ተመራቓይ ራጂ ብዓውዲ ትምህርቲ ፊዚክስን ሒሳብን ዝተምሃረ እንትኸውን፥ ብ60 ዓይነታት ትምህርቲ A+ ብምምዝጋብ…
መበል 11 ምዕራፍ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝሳለጥ መበል 11 ምዕራፍ ውድድር ድምፃውያን ፋና ላምሮት ሎሚ ተጀሚሩ።
ኣብቲ ውድድር 12 ድምፃዊያን ክሳተፉ ኢዮም።
ንትሽዓተ ሰሙናት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ክሳብ መወዳእታ ዝፀንሑ ኣርባዕተ ተነሓናሕቲ ብድምሩ 500 ሺሕ ብር…
ብዙሓት ሓይልታት ወፃኢ ሃገርና ንምድኻም ሰፊሕ ዓውዲ ኲናት ውክልና ምኽፋቶም ብምግንዛብ ህዝብና ከፍሽሎ ይግባእ-ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዙሓት ሓይልታት ወፃኢ ሃገርና ንምድኻም ሰፊሕ ዓውዲ ኲናት ውክልና ምኽፋቶም ብምግንዛብ ህዝብና ከፍሽሎ ይግባእ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።
ኣብ ኣፈፃፅማ ግዳጆም ፀብለልታ ዘርኣዩ…
ኣተሓሳስባ ፀላኢ ካብ ህዝቢ ናይ ምቕራፍ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሰነ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣተሓሳስባ ፀላኢ ካብ ህዝቢ ናይ ምቕራፍ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ ክብሉ ሚኒስትር ሓላፊ ዘፈር ህንፀት ርእዮት ዓለም ፖለቲካ ዋና ቤት ዕዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣብርሃም ኣለኸኝ ገሊፆም።
ኣይተ ኣብርሃም ፀገማት ሰናይ ምምሕዳር ንምፍታሕ…