Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዘይምርድዳኣት ሰበብ ብምግባር ፅንፈኛ ሓይሊታት ሰላምን ድሕንነትን እዛ ሃገር ንምህዋኽ ይሰርሑ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይምርድዳኣት ሰበብ ብምግባር ፅንፈኛ ሓይሊታት ሰላምን ድሕንነትን እዛ ሃገር ንምህዋኽ ይሰርሑ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኣረጋጊፁ።
ሎሚ መዓልቲ ዝተወደቡ ሓይሊታት ቢሮ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ መስተዋቱ ብምስባር መጠነኛ…
መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማትን ሃገራት…
ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ ፣ 2914 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን።
ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ምህላዉ ይዝከር።
ብመሰረት እዚ ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፈረንሳይ ናብ ዝኽበር ዘሎ ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፈረንሳይ ናብ ዝኽበር ዘሎ መበል 45 ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን።
እተን ፕሬዚዳነት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ረኽቢ ምኽኒያት ብምግባር ኢየን ናብቲ በዓል ከይደን ተባሂሉ።
ፕሬዚዳንት…
ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ።
ሚኒስትራት ፕላንን ልምዓትን ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ትልሚ 10 ዓመታት ኣጀንዳ 2063ን ቀፀልቲ 10…
ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማት ሚኒስቴር
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማት ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ቤት ፅሕፈት ቢልለኔ ስዩም ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ግብረ ራዕዲ…
ኮምሽን ጉምሩክ ቨርዥን ታሪፍ መፃሕፍቲ 2022 ትካል ጉምሩክ ዓለም ካብ ዘቐመጦ ጊዜ ኣቐዲሙ ብምትግባሩ ንኢትዮጵያ ልዑል ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ቨርዥን ታሪፍ መጻሕፍቲ 2022 ትካል ጉምሩክ ዓለም ካብ ዘቐመጦ ጊዜ ኣቐዲሙ ብምትግባሩ ንኢትዮጵያ ልዑል ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ።
ብኣተሓባበርነት ድጋፍ ትካል ጉምሩክ ዓለምን ብኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያን ኣብ 2022 ምምሕያሽ ሕታም ታሪፍ…
መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንገስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብመዳርግቲ ኣካላት ኣቢሉ…
ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን-ቲቦር ናዥ
ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሩባ ኣባይ ሓንቲ ጥብታ ዘይተበርክት ግብፂ 100 ሚኢታዊ ኣጠቓቕማ እቲ ሩባ ናይ ምውሳን መሰል ኣይብላን ክብሉ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነበር ሓጋዚ ጉዳያት ኣፍሪካ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቲቦር ናዥ ገሊፆም።
ቲቦር ናዥ ኣብ ትዊተር ሒሳቦም…
ዘተ ሰላም ከይደንጎየ ምትግባር ንመላእ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላምን ምዕባለን ዘምፅእ ኢዩ-መንግስቲ ጀርመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ንምፍታሕ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ዝትግበሩ ዘለዉ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ናብ ቅኑዕ ኣንፈት ዝወስዱ ኢዮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመንን ገሊፁ።
እቲ ሚኒስቴር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ኣብ…