Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ህንፀቱ ዝተዛዘመ ካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ምፅባቕ ሸገር መሪቖም ከፊቶም።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምርቓ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ እታ…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጥቁር ኣንበሳ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 298 ዶክተራት ሕክምና ኣመሪቑ።
ኣብቲ ምረቓ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፣ ገዛኢ ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ፣ ፕሬዚዳንት እታ ዩኒቨርሲቲ ፕሮፌሰር ጣሰው ወልደሃናን ካልኦት…
ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 17 ጥምረት ኣወዳድባ ዳያስፖራ ኣብ ውፅኢት ሰላማዊ ዘተ ዘይግባእ ፅዕንቶ ንዝፈጥሩ ኣካላት ተቓዊሞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ 17 ጥምረት ኣወዳድባ ዳያስፖራ ኣብ ውፅኢት ሰላማዊ ዘተ ዘይግባእ ፅዕንቶ ንዝፈጥሩ ኣካላት ተቓዊሞም።
ኣባላት እቲ ጥምረት ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ እናካየዶ ዘሎ ተግባር ከምዝድግፉ ገሊፆም።…
ኣይተ ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ ማረቆ ብኩታ ገጠም እናለምዐ ዘሎ ዝራእቲ ስራናይ ዑደት እናገበሩ እዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ ማረቆ ኣብ ናይ ሎሚ ኣዝመራ ቀውዒ ብኩታ ገጠም ሜላ ኣተሓራርሳ እናለምዐ ዘሎ ሕርሻ ስርናይ ዑደት እናገበሩ እዮም።
እቶም ርእሰ ምምሕዳር…
ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ካብ 11 ጥቅምቲ ክሳብ 17 ጥቅምቲ 2015 ዓ/ም ብዝተገበረ ክትትል ልዕሊ 195 ሚሊየን ብር ግምት ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተተሓዙ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኮሚሽን 143 ነጥቢ 2 ሚሊየን ብር ኣታዊ ኣቑሑት ኮንትሮባንድን…
ኢንዱስትሪታት ግብርና ንምዕባለ ኢትዮጵያ ልዑል እጃም ከምዘለዎም ኢንዱስትሪ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርክ ኢንዱስትሪ መቀነባበሪ ዝተዋደደ ፍርያት ግብርና ይርጋለም መርሃ ግብሪ ምፍላጥ ንኣልማዕቲ ሰብ ሃብቲ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል ብልምዓት ዝጠንከረት ሃገር ብምፍጣር…
መናእሰይ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ንምውሳን ልዑል ውሽጣዊ ዓቕሚ ኣለዎም-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ኣፍሪካ መፃኢ ዕድል ኣፍሪካ ንምውሳን ልዑል ውሽጣዊ ዓቕሚ ኣለዎም ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ደጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኢትዮጵያ ዘሰናደአቶ ንፈለማ እዋን ዝካየድ ጉባኤ መናእሰይ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ወረዳ ዱግዳን ቦራን ብኩታ ገጠም ኣብ ዝለምዐ ስርናይ ዑደት ኣሳሊጦም።
ኣብቲ ወረዳ 8 ሺሕ ሓረስቶት ብኩታ ገጠም ሕርሻ 31 ሺሕ ሄክታር መሬት የለምዑ ከምዘለዉ እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ዝዘርኡ ኣብ ዘለዉ ሓረስቶት ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ብናይ ሓጋይ መስኖ ዝዘርኡ ኣብ ዘለዉ ሓረስቶት ዑደት ገይሮም።
እቶም ሓረስቶት ብትራክተር ዝሓርሱ ዘለዉ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ዞባ ብናይ ሓጋይ መስኖ 200 ሺሕ ሄክታር መሬት ብስርናይ ክሽፈን ኢዩ…
ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 30 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝወድአ ሕድሳት “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት” ሕድሳቱ ድሕሪ ምዝዝም ተመሪቑ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ።
ብ1927 ዓ.ም ከምዝተመሰረተ ዝዝረበሉን ብርክት ዝበሉ ህቡባት ከየንቲ ዘፍረየ “የሃገር ፍቅር ቴአትር ቤት”…