Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ልምዓት ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሪክስ ተሳቲፎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብፕሬዚዳንት ቻይና ዢ ጂንፒንግ ኣብ ዝተሰናደአ ኣብ ዝተሰናደአ ሃገራት ብራዚል፣ ሩሲያ፣ ቻይናን ደቡብ ኣፍሪካን ዘካተተ ዓለም ለኸ ልምዓት ዘተ ላዕለዎት ኣመራርሓታት ብሪክስ ፕላስ ተሳቲፎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ 600 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 127 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለም ስምምዕነት ሓገዝ ፋይናንስ 600 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። ካብ ሞንጎ እቲ 600 ሚሊየን ዶላር እቲ 200 ሚሊየን ዶላር ብመልክዕ ሓገዝ ዝተበርከተ እንትኸውን፥ እቲ 400 ሚሊየን ዶላር ብመልክዕ ልቓሕ ኢዩ። እቲ…

ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተግባረ-እድን ልዕሊ 5 ሺሕን 800 መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ሃረማያን ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ተግባረ-እድን ልዕሊ 5 ሺሕን 800 መፃሕፍቲ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣበርኪቶም። “ሚሊየን መፃሕፍቲ ንሚሊኒየም ወለዶ” ብዝብል መሪሕ ቃል ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ኣብ ዝሳለጥ ምንቅስቓስ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ…

1 ሺሕን 179 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 179 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ግዚያዊ መዕረፊ ክኸዱ ከምዝተገበረ…

ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸቢ ሓፋሽ ዝናፈሱ መፍረስቲ ተግባራት ግቡእነት ዝጎደሎም ኢዮም – ብርጋደር ጄኔራል ካሳዬ ጨመዳ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኢትዮጵያዊያንን ብዘይኣፈላላይ ኣብ ልዕሊ ዘገልግል ሰራዊት ምክልኻል ብዝተፈላለዩ ሜላታት መራኸቢ ሓፋሽ ዝናፈሱ መፍረስቲ ተግባራት ግቡእነት ዝጎደሎም ከምዝኾኑ ብርጋደር ጄኔራል ካሳዬ ጨመዳ ገሊፆም። ሃገር ዝሕሉ ሰራዉት ምክልኃል ካብ…

ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብሓባር ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ መናእሰይን ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ልምዓት ምስ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ብሓባር ከምዝቕፅል ተገሊፁ። ሚነስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን ኣብ ዘምሓላለፈኦ…

ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን እርሻ (ፋኦ) ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ምስ ዋና ዳይሬክተር ትካል ምግብን እርሻ (ፋኦ) ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቁ ዶንግዩ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ፍርያትን መፍረያይነትን ምግቢ፣ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋርን…

ካልኣይ ዓመታዊ ፓርላሜንታዊ ኮንፈረንስ ምርምር ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ዓመታዊ ፓርላሜንታዊ ኮንፈረንስ ምርምር ኣብ መእከቢ ኣዳራሽ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ እቲ ባይቶ ኣይ ታገሰ ጫፎ ነቲ ኮንፈረንስ ኣብ ዝኸፈቱሉ እዋን፥ ማሕበራዊ፣ ቁጠባዊ፣ ፖለቲካዊን ምምሕዳራዊን ኩነታ ሃገር…

ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ 400 ፍርያታትን ናይ ኣገልግሎትን ደረጃዎታት ብብሔራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲ ደረጃታት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦም 400 ፍርያታትን ናይ ኣገልግሎትን ደረጃዎታት ብብሔራዊ ቤት ምኽሪ ደረጃታ ከምዘፅቐ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶክተር መሰረት በቀለ፥ እቲ ኤገጀንሲ ዘፅደቖም ደረጃታት ብዓውዲታት ምግቢን ሕርሻን፣…

ተሃናፂት ሕጊ ኣገዲዱ ዝደፈረ ፖሊስ ብትሽዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተቐፂዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሃናፂት ሕጊ ኣገዲዱ ብምድፋር ዝተኸሰሰ ፖሊስ ብትሽዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ንኽቕፃዕ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምዕራብ ሃረርጌ ወሲኑ። እቲ ቤት ፍርዲ ትማሊ ኣብ ዝወዓለ መጋባእያ ተኸሳሲ ብዝተኸሰሰሉ ገበን ጥፍኣተኛ ኮይኑ ብምርካቡ ኢዩ እቲ ውሳነ…