Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ካብ ዝተፈቐደሎም በጀት ንላዕሊ ዝተጠቐሙ 24 ትካላት ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈቐደሎም በጀት ንላዕሊ ዝተጠቐሙ 24 ትካላት ከምዝተረኸቡ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ቤት ዕዮ ዋና ኦዲተር ፌዴራል ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘቕረቦ ፀብፃብ፥ 24 ቤት ዕዮታት ብፍሉይ ናይ ሒሳብ መደባት እንተየፍቀዱን በጀት እንተየዘዋወሩን…
ሓምለዋይ ኣሰር ንቐፃሊ ትውልዲ እነውርሶ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓምለዋይ ኣሰር ንቐፃሊ ትውልዲ እነውርሶ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም።
ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተባባዕ ውፅኢት ተመዝጊቡ ኢዩ እውን ኢሎም።
ኣይተ ደመቀ…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ሕብረት ኣውሮፓ ጃኔዝ ሌናርቺች ተዛቲዮም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋን ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ምሕዝነት…
ንመበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ መንጎ ዝተዳለዉ ፈልሲታት እቲ 52 ሚኢታዊ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ካብ መንጎ ዝተዳለዉ ፈልሲታት እቲ 52 ሚኢታዊ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ሚኒስትር ግብርና ገሊፁ።
መጀመሪ መበል ራብዓይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2014 ዓ.ም ኣብ ማእኸል እፅዋት…
ኣብ ክልል ዓፋር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልልን ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰበን ተረኺቦም።
ብብርኪ ክልል ልዕሊ 14 ሚሊየን ፈልሲ ንምትካል ትልሚ ተተሓዙ ኣሎ።
ሎሚ መዓልቲ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ፈልሲ ንኽተኽሉ ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኢትዮጵያውያን ብዝተሓባበረ ቅልፅም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ፈልሲ ንኽተኽሉ ፀዊዖም።
4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል እፅዋት ጉለሌ…
4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)4ይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ክጅመር ኢዩ።
በቲ መርሃ ግብሪ 6 ቢሊየን ፈልሲታት ንምትካል ትልሚ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት…
መንግስት ዝጀመሮ ልዕልነት ሕጊ ናይ ምዕሳል ስራሕ ብሽርሒ ግብረ ራዕዳውያን ኣይተዓናቐፍን – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ዝጀመሮ ልዕልነት ሕጊ ናይ ምዕሳል ስራሕ ብሽርሒ ግብረ ራዕዳውያን ኣይተዓናቐፍን ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።
ሙሉእ ትሕዝቲ እቲ መግለፂ ከምዚ ዝስዕብ…
መራሕቲ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ይዝትዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ማሕበረሰብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ጉዳይ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎን ኣብ ሞንጎ ዓመፅቲ ዝተፈጠረ ጎንጺ መዕለቢ ንምእላሽን ኣብ ኬንያ እናዘተዩ ምዃኖም ተገሊፁ።
ፕሬዚዳንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ኣብ ዘሰናድኡዎ ኣኼባ ዝተረኸቡ እቶም መራሕቲ፥ ኣብ…
1 ሺሕን 34 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 34 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓደ ህፃን ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡
ተመለስቲ ግቡእ…