Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ቻይና-ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ንምስታፍ ተወከልቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ቻይና-ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ንምስታፍ ተወከልቲ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ የኣትዉ ኣለዉ።
ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ቀዳማይ ጉባኤ ሰላምን ልምዓትን ንምስታፍ ፍሉይ ልኡኽ ቻይና ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዡ ቢንግ ሓዊሱ ተወከልቲ ዝተፈላለያ…
ዶ/ር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣብ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ምስ ዝነብሩ ኣመራርሓታት ዳያስፖራ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፍትሒ ፌ.ዴ.ሪ.ኢ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ኣብ ቤልጂየምን ኔዘርላንድስን ምስ ዝነብሩ ኣመራርሓታት ዳያስፖራን ምስ መተሓባበርቲ ዲፌንድ ኢትዮጵያ ኣብ ውሮፓን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ተዛቲዮም።
እቶም ሚኒሰስትር ኣርባዕተ ኣባላት ዘለዉዎ…
ህዝባዊ ሰራዊት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰላምን ደሕንነትን ንዘበርከቶ ግደ መረሃ ግብሪ ኣፍልጦ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ሰራዊት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሰላምን ደሕንነትን ንዘበርከቶ ግደ መረሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን ኣካይዱ፡፡
እቲ ንህዝባዊ ሰራዊት ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ÷ ኣብ ወዳጅነት አደባባይ እዩ ተኻይዱ፡፡
ህዝባዊ ሰራዊት ኣዲስ ኣበባ ብፍላይ ምስ…
“ብቕዓትን ድልውነትን ኣገልጋላይነት ብምጥንኻር ህዝብና ብብቕዓት ክነገልግል ኢና” – ኣዳነች ኣበቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ብቕዓትን ድልውነትን ኣገልጋላይነት ብምጥንኻር ህዝብና ብብቕዓት እናገልገልና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኢድ ንኢድ ተተሓሒዝና ክነማዕብላ ኢና” ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።
"ብቑዕን ጥዑይን ኣመራርሓን ሲቪል ሰርቫንትን…
ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 156 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተታሓዙ ኮሚሽን ጉምሩክ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ኮሚሽን ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ብዝተፈላለዩ ገዛውቲ ጨንፈራት ቤት ፅሕፈታት ብዘበገበሮ ክትትል 60 ነጥቢ 4 ሚሊዮን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሓደጋ ዉሑጅ ክረምቲ ንምክልኻል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደጋ ዉሑጅ ክረምቲ ንምክልኻል ብግዚኡ ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ምምሕዳር ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናወሰኸ…
4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 14 ሰነ 2014 ዓ.ም ከምዝጅመር ቀ/ሚ ኣቢይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)14 ሰነ 2014 ዓ.ም ኣብ ዝጅመር 4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝትከሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ወፍሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት ኣመልኪቶም ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፥ ኣብዚ ዓመት…
ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዓለም ለኸ ልምዓት ስዊድን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስትር ምትሕብባር ዓለም ለኸ ልምዓት ስዊድን ማቲልዳ ኧርንክራንስ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ምትሕብባር ልምዓት ምግባር ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዝጠመተ ኢዩ።
ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂ ኣብ…
ኣብ ምረቓ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ምርካበይ ሕጉስ ኢየ-ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ሎሚ ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ዝተመረቐ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ምርካበይ ሕጉስ ኢየ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ቤት…
ኣብ ክልለ ሲዳማ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ክልለ ሲዳማ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ዝተሃነፀ ካልኣይ በርኪ ቤት ትምህርቲ ተመሪቑ።
እቲ ቤት ትምህርቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ዝተረኸብሉ ኢዩ ተመሪቑ።
እቲ ቤት ትምህርቲ ካብ ሽይጣት…