Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከይዲ ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ ወላይታ ሶዶ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ክልል ደቡብ ወላይታ ሶዶ ኣምሪሖም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ከባቢ እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ እርስቱ ይርዳውን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር…
ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢንዱስትሪ ፊልሚ ብምስፋሕ ዝያዳ ናይ ስራሕ ዕድልን ናይ እቶት ዕድላትን ምፍጣር የድሊ – ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ
ኣዲስ ኣበባ፣10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኢንዱስትሪ ፊልም ምስፋሕን ኣብቲ ክልል ዝያዳ ዕድል ስራሕን እቶትን ምፍጣር ከምዘድሊ ነበር ፕሬዚዳንት ፌደራል ዴሞክራሲያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ገሊፆም።
ዶክተር ሙላቱ ነዚ ዝገለፁ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ…
ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲቲዩት ሕጊን ፍትሒን ፌዴራል ዓቕሚ ኣመራርሓ ትካላት ፈትሒን ሕጊን ንምጉልባት ዝዓለመ መድረኽ ዘተ የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ላዕለዎት ኣመራርሓ ላዕዋይ ቤት ፍርዲ፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን፣ ዓቀብቲ ሕጊን ካልኦት…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ህዝባዊ ሰራዊት ዝምረሐሉ ሓዱሽ ደንቢን ረቂቕ መምርሒን ከምዝተሰናድአ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ህዝባዊ ሰራዊት ዝምረሐሉ ሓዱሽ ደንቢን ረቂቕ መምርሒን ከምዝተሰናድአ ቢሮ ሰላምን ፀፅታን እታ ከተማ ገሊፁ።
ምክትል ሓላፊት እቲ ቢሮ ወ/ሮ ሊዲያ ግርማ፥ ኣብ 11 ክፍለ ከተማታት ዝርከቡ ልዕሊ 246 ሺሕ ኣባላት ሀዝባዊ ሰራዊት…
ኮሚሽነራት ሃገራዊ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ከልል ሲዳማ ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነራት ሃገራዊ ዘተ ምስ ርእሰ ምምሕዳርን ኣባላት ካቢኔን ከልል ሲዳማ ይዛተዩ ኣለዉ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን አርአያ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት ኮሚሽን ተረኺቦም።
ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ÷ እቲ ኮሚሽን ድሕሪ…
ኢትዮጵያ ምስ ቱርክ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኪራ ክትቅፅል ኢያ-ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ቱርክ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኪራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ተስፋዬ ይልማ ገሊፆም።
ኣምባሳደር ተስፋዬ ምስ ኣብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ዳይሬክቶሬት ጀኔራል ምብራቕን ደቡብን…
መንግስቲ ጀርመን ንኢትዮጵያ ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኣይ ሲ ቲ ሓገዝ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ጀርመን ንሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዝኸውን ልዕሊ 500 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኣይ ሲ ቲ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ደገፍ ካብ ባንኪ ልምዓት ኢኮኖሚም ትሕብብርን መንግስቲ ጀርመን ዝተረኸበ ኢዩ።
ኣብ ኢትዮጵያ ንዘለዉ 20…
ኣትሌት ዳዊት ስዩም ኣብ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኦስሎ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ ክልቲኡ ፆታ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓብላላይነት ውድድሮም ዛዚሞም።
ብደቂ ኣኒስቲዮ ምድብ ኣብ ዝተኸየደ ውድድር ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ዳዊት ስዩም ቀዳመይቲ ብምዃን ውድድራ ዛዚማ።…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ን100 ህፃናት ሕሙማት ልቢ መጎዓዚያ ዝኸውን ወፃኢ ንምሽፋን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ህንዲ ብምኻድ ክሕከሙ ንዝግበኦም 100 ህፃናት ሕሙማት ልቢ ምስ ስድራኦም ንመጎዓዚያ ዝኸውን ወፃኢ ንምሽፋን ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ።
እቲ ስምምዕነት ምስ ሚኒስቴር ጥዕና፣ ማሕበር ምሕጋዝ ሕሙማት ልቢ ኢትዮጵያን ሮተሪ…
ካልኣይ ክፋል ሓዱሽ ወግዒ “መግለፅታትን ውፅኢትን ፅንፈኝነት” ብዝብል ርእሲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ክፋል ሓዱሽ ወግዒ “መግለፅታትን ውፅኢትን ፅንፈኝነት” ብዝብል ርእሲ ሎሚ መዓልቲ ተኻይዱ።
ኣብቲ መርሃ ገብሪ ሓኪም ስነ ኣእምሮ ዶክተር ምሕረት ደበበ፣ ፕሮፌሰር ጄይላን ወልይ ካብ ዩንቨርስቲ ሃሮማያ፣ ዶክተር ሰለሞን ተሾመ ሓሳብ ብምቕራብ…