Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ጉባኤ ብሪክስ ንክትሳተፍ ካብ ቻይና እንግዶት ቀሪቡላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ወርሒ ሰነ ኣብ ቻይና ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ብሪክስ ንክትሳተፍ እንግዶት ቀሪቡላ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ ጉባኤ ንክሳተፉ ፕሬዚዳንት ቻይና ሺ ጂንፒንግ ከምዝኣንገድዎም ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩአን ኣፍሊጦም።…
ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንትግራይ ለቒቑ ድሕሪ ምውፅኡ ስዳራቤት እቲ ሰራዊት ብግረ ራዕዲ ህወሓትን ደገፍቱን በዙሕ ግፍዕታት ከምዝበፅሖም ስድራቤት እቲ ሰራዊት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንትግራይ ለቒቑ ድሕሪ ምውፅኡ ስዳራቤት እቲ ሰራዊት ብግረ ራዕዲ ህወሓትን ደገፍቱን በዙሕ ግፍዕታት ከምዝበፅሖም ስድራቤት እቲ ሰራዊት ገሊፀን።
ጥቅምቲ 24/2013 ዓ.ም ኣብ ዓፂድ ዊዒሉ ሃገር ሰላም ኢሉ ዝተቀመጠ ሰራዊት…
ወተሃደራዊ ምድላው ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣዝዩ ከምዝወሰኸ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ምድላውን ኩለ መዳይ ዓቕሚን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣዝዩ ከምዝወሰኸ ቢሮ ጀኔራል ኢንስፔክተር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ሌተናንት ጄነራል ድሪባ መኮንን÷ ተፈጥሮኣዊን ሰብ ስራሕን ዕንቅፋታት ብምሕላፍ ግዴትኡ ምፍፃም…
ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ኣነሌና ቤርቦክ ብቴሌፎን ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ጀርመን ምስ ኢትዮጵያ ብዙሕ ዓመታት ዘቑፀረ ሕውነት ካብ ዘለወን ሃገራን ሓንቲ ከምዝኾነት…
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ብምፍሻል ክሳራ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 11 ኣዋርሕ ዝተፈተኑ መጥቃዕቲታት ሳይበር ብምፍሻል ክሳራ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር ኢንፎርሜሽንን መርበብ ድሕንነትን ገሊፁ።
እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ፋይናንስን ትካላት ሚዲያን ብበዝሒ ዒላማ ዝገበረ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ፖሊስ ተላዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምድሃብ ምስ ኣመራርሓታት ፖሊስ ተላዚቦም።
እቲ ዘተ፥ ኣብ ሪፎርም ፖሊስ፣ ኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ተግባራትን ዝጠመተ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሓላፊት ስራሕ ምትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፈትሒ ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቴዎስ ምስ ሓላፊት ስራሕ ምትሕብባር ልምዓት ሕብረት ኣውሮፓ ፌራን ሚሪያም ኣብ ብራስለስ ተዛቲዮም።
እቲ ዘተ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ምኽኒያት ኣብ ፀገም ንዝርከቡ ዜጋታት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእል…
ኢትዮጵያ ኣብ 2021 ኣብ ኣፍሪካ ካብ መንጎ ዝነበሩ ሓሙሽተ ተመረፅቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ሓንቲ ከምዝኾነት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2021 ኣብ ኣፍሪካ ካብ መንጎ ዝነበሩ ሓሙሽተ ተመረፅቲ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ሓንቲ ከምዝኾነት ኮንፈረንስ ልምዓትን ንግዲን ውድብ ሕቡራት መንግስታት ገሊፁ።
እቲ ትካል ሐዚ ዘሎ ዓለም ለኻዊ ፀብፃብ…
ምርኢት ስእሊን መድረኽ ዘተን “ብዛዕባ ኢትዮጵያ” ኣብ ሃዋሳ ተኸፊቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምርኢት ስእሊን መድረኽ ዘተን "ብዛዕባ ኢትዮጵያ" ኣብ ሃዋሳ ተኸፊቱ።
እቲ መድረኽ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዝምን ኣምባሳደር ናሲሴ ጫሊ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞን ዋና ኣፈፃሚ…
ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ዶክተር ስለሺ በቀለ ምስ ነበር ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጉዳያት ኣሜሪካ ኣብ ኣፍሪካ ኣምባሳደር ቲቦር ናዥ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ 15 ተምሃሮ ዩንቨርስቲ ቴክኖሎጂን ኣንግሎ ስቴትን እውን ተረኺቦም።
እቲ ዘተ…