Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይወሃብ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ገብረ ሓይሊ ሚኒስትራት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ስዒቡ ዝግበር ዘሎ ምርመራን ደገፍን ብዝምልከት ንዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ መብርሂ ይህብ ኣሎ።
ኣካቢ እቲ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ፍትሒን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ፥ ኣብ ክልላት…
ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ትካል ምትሕብባር ትምህርቲ ሼክ መንሱር ቢን ሙሳላም ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ፅሬት ትምህርቲ ንምድንፋዕ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲ ኣብ…
ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መሪሕነት ኢንሼቲቭ ቀይሕ ባሕሪ ብምውሳድ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ።
ብምትሕብባር ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ዘኽእል…
ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ- ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣይተ ደመቀ ምስ ኣብ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…
ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ንምሕጋዝ ዘኽእል ኣዋጅ ይሰናዳእ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ንምሕጋዝን ንምብርትታዕን ዘኽእል ኣዋጅ እናተሰናደአ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ።
ዳይሬክተር ጀነራል ዘፈር ምርምርን ኢኖቬሽንን እቲ ሚኒስቴር ሰላምይሁን ኣደፍርስ ከምዝገለፁዎ፥ ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ስራሕቶም…
ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ።
መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ፍርቂ ዓመት መሰረታዊ ኣቕርቦት ኣገልግሎት ፌዴራል፣ ክልላትን…
ሃገራዊ መድረኽ ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መድረኽ ዘተ "ስለ ኢትዮጵያ" “ኢትዮጵያ እናሰዓረት ክትሳገር ኢያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓበራዊ ክብሪታት ኢትዮጵያ ንህልውና ሃገር ኣብ ዘለዎም ግደ ዘድሀቡ ሰለስተ መፅናዕታዊ ፅሑፋት…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ህንዲ፣ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ።
እቲ በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ጊዘ ከመዝካየድ ተገሊፁ።
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ 116 ዓለም ለኸን 23 ናይ ውሽጢ ዓዲን በረራ ከምዝገብር ካብተ መገዲ…
ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ተዋሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራኸብቲ ሓፋኝ ኢትዮጵያ ብኣፀጋሚ ኩነታት ብምሕላፍ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ንዝዓመማ ደቂ ኣኒስቲዮ ሰብ ሞያ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣፍልጦ ሂቡ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸባ ሚኒስትር ዴኤታ ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣለሚቱ ኡሙድ፥ ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ…
ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ።
እቲ ሓገዝ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀልን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕራት መንግስታትን ብሓባር ዝገበሩዎ ኢዩ።
ብምዃኑ ድማ ሓገዝ ስርናይ፣ ዘይቲ፣…