Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ንዝርከቡ 8 ሺሕ ተመዛበልቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ተገይሩ።
እቲ ሓገዝ ኮሚቴ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀልን ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕራት መንግስታትን ብሓባር ዝገበሩዎ ኢዩ።
ብምዃኑ ድማ ሓገዝ ስርናይ፣ ዘይቲ፣…
74 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ እስራኤል ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)74 ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ እስራኤል ሎሚ መዓልቲ ናብ ከተማ ጎንደር ኣቲዩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ ጎንደር እንትኣቱ ተቀዳሚ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣይ ዘውዱ ማለዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣቀባብላ…
በቱር ግዝኣት ኣዳና ዝርከቡ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ንኸፍስሱ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓለፍቲ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘካተተ ጉጅለ ልኡኽ ኢንቨስትመንትን ፕሮሞሽንን ኣብ ቱርኪ ግዝኣት ኣዳና ዑደት ገይሩ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብታ ግዝኣት ዝርከብ ዝተዋደደ ዞባ ኢንዱስትሪ ኣዳና ሃቺ ዝተዓዘበ እንትኸውን፥ ኣብቲ ዞባ ዝርከቡ…
ስምምዕነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዲቼቶን ጋድን ተቛሪፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዲቼቶን ጋድን ከምዝተቛረፀ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ከምዝበሎ፥ እቲ ስምምዕነት ዝተቛረፀ ኣክዋ ፓወር ዝተብሃለ ኩባንያ ስዑዲ ዓረብ ነቲ ፕሮጀክት ዘድሊ ገንዘብ ምቕራብ…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዘርአዮ ተበግሰ ዝነኣድ ኢዩ – ፍልይቲ ልእኽቲ ውሕመ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ህዝቢ ክልል ትግራይ እናቐረበ ዝርከብ ሰብብኣዊ ሓገዝ ፅቡቕ ዝበሃል ከምዝኾነን መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዘርአዮ ተበግሶ ዝነኣድ ከምዝኾነን ፍልይቲ ልእኽቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀርኒ ኣፍሪካ ሃና ቴቴክ ገሊፀን።
ሚኒስትር ሰላም…
ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ቄለም ወለጋ ንዝርከቡ ብጎንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ኣብ ወረዳ ቄለም ወለጋ፣ ሃዋ ገላንን ስዮን ንዝርከቡ ብኮንፂ ዝተመዛበሉ ልዕሊ 5 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ደገፍ ገይሩ።
እቲ ደገፍ፥ ስርናይ፣ ዓልቋይን ዓተርን ዘካተተ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ብተወሳኺ ንሕድሕድ ስድራ…
ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ንቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 20 ሺሕ መፃሕፍቲ ኣበርኪቱ።
ካብ ሞንጎ እዚኣቶም 13 ሺሕን 260 ዝኾኑ መፃሕፍቲ ናይ ታሪኽ፣ ቋንቋ፣ ጥበብን ባህሊን ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት ክልል ኦሮሚያ…
ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ከቢድ ዝናብ ስለዝህሉ ካብ ብሕዚኡ ካብ ሓደጋ ውሕጅ ጥንቃቐ ክግበር ይግባእ – ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝመፅእ ክረምቲ ሓደጋ ውሕጅ ከስዕብ ዝኽእል ከቢድ ዝናብ ስለዝህሉ ካብ ብሕዚኡ ንሓደጋ ውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ከባቢታት ጥንቃቐ ክግበር ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ሜቲዎሮሎጂኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።
ኣብዚ ሰሙን ዝተርኣየ መጠን ሙቐት ካብ…
ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ቱርኪ መህመት ሙስ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ቱርኪ መህመት ሙስ ተዛቲዮም።
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ካልኦት ዘፈራትን ዘለዎም ርክብ ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት ኣድሂቦም፡፡
ሚኒስትር መዓድን…
ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢትዮጵያ ንኽሕግዝ ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ንኢትዮጵያ ንኽሕግዝ ተሓቲቱ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጅን ሚኒስትር ዶክተር በለጠ ሞላ፥ ጄነቫ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ዓለም ለኸ ሕብረት ቴሌኮም ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተረኺቦም ምስ ዋና ፀሓፊ…