Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ስግር ሃገር ኣብ ዝህባ ተሸከርቲ ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ወሰኽ ነዳዲ ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ስግር ሃገር ኣብ ዝህባ ተሸከርቲ ምምሕያሽ ታሪፍ ትራንስፖርት ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ኮጂስቲክስን ኣፍሊጡ። እቲ ሚነስትር ኣገልግሎት ትራንስፖርት ህዝቢ ስግር ሃገር ኣብ ዝህባ…

1 ሺሕን 154 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 154 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 157 ደቂ ኣንስትዮን ክልተ ህፃናትን ከምኡ እውን…

ሓለፍቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ሚኒስትር ምክልኻል ኡጋንዳ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ኣድሂቦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ስምምዕነት ዘፈር ሰራዊት ምክልኻል ክልቲአን ሃገራት ዝርከበሉ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣5 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ሼክ ካሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ንወራሲ ዓራት ሼክ ሞሓመድ…

ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ሼኽ ካሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ብዝሓደሮም ሕማም ሕክምና እናተኸታተሉ ፀኒሖም ኣብ 73 ዓመቶም ካብዛ ዓለም ብሞት ከምዝተፈለዩ ተገሊፁ፡፡ ሕልፈቶም ስዒቡ ድማ…

ፍቓድ ስራሕ ወኪል ዘ ኢኮኖሚስት መፅሄት ኣብ ኢትዮጵያ ቶም ጋርድነር ተሰሪዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወኪል ዘ ኢኮኖሚስት መፅሄት ኣብ ኢትዮጵያ ጋዜጠኛ ቶም ጋርድነር ኣብታ ሃገር ንምስራሕ ዘኽእሎ ፍቓድ ስራሕ ከምዝተሰረዘ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ንጋዜጣ ዘ ኢኮኖሚስት ኣብ ዝፀሓፎ ደብዳቤ ኢዩ ኣብ ኢትዮጵያ…

ክልል ዓፋር ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ሓገዝ 10 ሚሊየን በር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ዓፋር ኣብ ክልል ሶማሌ ብድርቂ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝውዕል ሓገዝ 10 ሚሊየን በር ገይሩ። እቲ ሓገዝ ርእሰ መምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣባ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ብምርካብ ንርእሰ መምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣረኪቦም።…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ ፣5 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብኣቐበልቲ ቃሉ ኣቢሉ ኣብ ክልል ተግራይ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናዞረ ምልዕዓል…

ኢትዮጵያ 60 ሚኢታዊ ዝኸውን እታወት መድሓኒትን ሕክምናን ኣብ ውሽጢ ሃገር ከምተማልእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓማውቲ ኢትዮጵያ 60 ሚኢታዊ ዝኸውን እታወት መድሓኒትን ሕክምናን ኣብ ውሽጢ ሃገር ከምተማልእ ተገሊፁ። መንግስቲ ኣብ 10 ዓመት ሃገር በቆል ኢኮኖሚ ንምድንፋዕ ኣብ ዝሓዞ ኢንዱስትሪታት ትልሚ ኣረይቲ ፋርማሲቲዩካል ውሽጢ ዓዲ…

ዶ/ር ሊያ ታደሰ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበሩ ደገፋት ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ፃውዒት  ኣቕሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር ሊያ ታደሰ ብሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ኩነታት ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝግበሩ ደገፋት ተጠናኺሮም ንክቕፅሉ ፃውዒት  ኣቕሪበን። እተን ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝበልኡ፥ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ጥዕና፣ ስነ ምግብን ንፅህናን…