Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ናይ ሃገርና ምጥፋእ ዝደልዩ ኩሎም ወኪል ጥፍኣት ትልሞም ብምግባር ንክጥቀሙልና ክንፈቅድ ኣይብልናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ከም ህዝቢ ኣፈላላይና ኣሚንና ብምቕባል ብዕድመ ብዙሕ ትውልዲ ብሓድነት ተኣሳሲርና ነቢርና ኢና ከብሉ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚንስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ንሓድነትና ምክእኣል ወሳኒ…
ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሓገዝ 1 ነጥቢ 5 ሚሊዮን ዩሮ ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ሓገዝ 1 ነጥቢ 5 ሚሊዮን ዩሮ (82 ነጥቢ 53 ሚሊዮን ብር) ተኸቲሙ።
እቲ ሰነድ ስምምዕነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ጣሊያን ኢዩ ተፈሪሙ።
እቲ ሓገዝ ኢንዳስትሪታት ኣፍረይቲ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን።
እተን ፕሬዚዳንት ናብ ኬኒያ ዝኸዳ ኣብ ስርዓተ ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር መዋይ ኪባኪ ንምርካብ ኢዩ።
ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጀሞ ኬንያ ዓለም እንትበፅሓ ፀሓፊት ካቢኔ ስፖርት፣…
ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽባር ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሲዳማ ብሄር ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ምኽባር ተጀሚሩ።
መድላው እቲ ብዓል ብምርቓት ኣቦታት ዝተጀመረ እነትኸውን፥ ብሆሬ፣ ፋሮ፣ ቄጣላ ብፈረስ ጉግስን ካልኦት ባህላዊ ፍፃመታትን እቲ በዓል ይክበር ከምዘሎ ሓላፊት ቢሮ ፕሬስ…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት 187 ሚሊየን ብር ደገፍ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ጉድኣት ንዘጋጠሞም ኢንተርፕራይዛት 187 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ።
ሚኒስትር ሙፈሪሃት ካሚል፥ ቢሮታት ክልላት እቲ ቤት ዕዮ፣ ኮለጃትን ተፀዋዕቲ ትካላትን ብምትሕብባር ኣብ ክልል ኣምሓራ…
ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ናይ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ መሰተአን ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ሚኒስትር ጥዕና ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ጂያን ምባንዳ ተዛቲየን።
እቶም መራሕቲ፥ ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ጥዕና ጠንካራ ሽርክና ንምፍጣር ዘኽእል ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ።
በፍላይ ኣብ…
ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ሓቲቱ።
ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር ኢድሪስ፥ ኣብ ጎንደር…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከባቢ መልካ ጉባ ብዝተኻየደ ወፍሪ እቲ ከባቢ ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ምግባሩ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ጉጂ ወረዳ ጉሚ ኤልዴሎ ከባቢ መልካ ጉባ ብዝተኻየደ ወፍሪ እቲ ከባቢ ካብ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ናፃ ምግባሩ ላዕለዋይ መምርሒ እዚ ደቡብ ኣፍሊጡ።
በቲ ዝተገበረ ወፍሪ ንኣርባዕተ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ስቓይ…
ኣብ ጎንደር ዝተፈጠረ ፀገም ክብሪታት ሃይማኖት ዝጠሓሰን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጎንደር ዝተፈጠረ ፀገም ክብሪታት ሃይማኖት ዝጠሓሰን ተቐባልነት ዘይብሉን ኢዩ ክብል ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ኣብቲ ጉዳይ መግለፂ ዝሃበ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ ጎንደር ብዝተፈጠረ ህውከት ህይወት ሰብ ካብ ምሕላፍ ብተወሳኺ ዕንወትን…
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ሓዱሽ ዓመት ብሄር ሲዳማ ዝኾነ ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ንምኽባር ናብ ሃዋሳ ኣምሪሖም።
ብተወሳኺ ኣምባሳር ሽፈራው ሽጉጤ፣ መካየዲ ስራሕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከተማ ኣይተ ጥራቱ በየነን ካልኦት ላዕለዎት…