Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ሞዴል ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተፕራይዛት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ተጀሚሩ።
ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት፣ 10 ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኣፍረይቲ…
ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 15 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳርያ) ንተረባሕቲ ክቐርብ ኢዩ – ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 15 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳርያ) ንተረባሕቲ ከምዝቐርብ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብዚ ዓመት 12 ነጥቢ 8 ሚሊየን ኩንታል ዕድጊት መዳበሪያ ከምዝተፈፀመ ዝተሓበረ እንትኸውን፥ ካብ ሞንጎ እዚ 4…
ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሽዓተ ኣዋርሕ ካብ ወፃኢ ንግዲ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት 390 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስትር ኢንዱስትሩ ኣይተ መላኩ ኣለበል ገሊፆም።
እዚ ድማ ካብ ዝተትሓዘ ትልሚ 87 ሚኢታዊ ከምዝኾነ ተሓሩ፡፡
ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ኣብ…
ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ራዕዳውያንን ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም።
ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ “ሰላማዊን ድሕንነታ ዝተረጋገፀ ኣፍሪካን” ንምፍጣር፥ ኣብ ዶባት፣ ብሳይበር፣…
በዓል “ሆሳዕና ብኣርያም” ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶስ ተዋህዶ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ተኸቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል “ሆሳዕና ብኣርያም” ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶስ ተዋህዶ ሎሚ መዓልቲ ብድሙቕ ተኸቢሩ።
ሆሳእና ቅድሚ በዓል ፋሲካ ዝመፅእ 5ይ ክፋል ዓብዪ ፆም እንትኸውን÷ “ኦ ጐይታ ኣምላኽ ሐዚ ኣድሕን፣ ኦ ጐይታ ኣምላኽ ሐዚ ኣመዓራሪ፣ ብሽም እግዚአብሔር…
ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ ካልኣይ ዙር መርሃ ግብሪ ምትካል ፈልሲ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ጅቡቲ ኣደባባይ ዶልፊን ካልኣይ ዙር ተኸላ ፈልሲ ተኻይዱ።
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብነታዊ ርክብ ምጣነ ሃብቲ ዘለዎን ኢትዮጵያን ጅቡቲን ብሓምላዋይ ልምዓት እውን…
ሚኒትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ ቡልጋን ደብረ ብርሃንን ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሚኒትራትን ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ኣብ ክልል ኣምሓራ ቡልጋን ደብረ ብርሃንን ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኢንቨስትመንት ዑደት ይገብሩ ኣለዉ።
ኣብቲ እዋን ዑደት ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ…
ንኣተሓሕዛ ሓመድን ማይን ኣሰራርሓና ትኹረት ሂብና ምስራሕ የድሊ – ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ንኣተሓሕዛ ሓመድን ማይን ኣሰራርሓና ትኹረት ሂብና ምስራሕ የድሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ጥምረት ማይን ሓመድን…
ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘካየዶ ገምጋም 9 ኣዋርሕ ኢዩ ነዚ ኢሉ።
ኣብ ገምጋሙ፥ ምምሕያሽ ኣወሃህባ ኣገልግሎት፣ ኣሰራርሓ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ምድጋፍን ስራሕቲ ቁፅፅር ምዝማንን…
ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ-ሚኒስትር ደቡብ ሱዳን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ደቡብ ሱዳን ተዛሪቦም።
ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መኽዲ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን…