Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ።
እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘካየዶ ገምጋም 9 ኣዋርሕ ኢዩ ነዚ ኢሉ።
ኣብ ገምጋሙ፥ ምምሕያሽ ኣወሃህባ ኣገልግሎት፣ ኣሰራርሓ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ምድጋፍን ስራሕቲ ቁፅፅር ምዝማንን…
ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ-ሚኒስትር ደቡብ ሱዳን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ማዕቐብ ምንባር ማለት ፀረ ሰላም ሓይሊታት እዚ ቀጣና ዘጠናኽር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን ልምዓት ሓይሊ ሰብን ደቡብ ሱዳን ተዛሪቦም።
ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣብ ደቡብ ሱዳን ነቢል መኽዲ ምስ ሚኒስትር ፐብሊክ ሰርቪስን…
ዓስራይ ምዕራፍ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓስራይ ምዕራፍ ኣብ ፋና ቴሌቪዥን ዝሰናዳእ ውድድር ድምፃዊያን ፋና ላምሮት ተጀሚሩ።
ፋና ላምሮት ምስ ሓደሽቲ ተወዳደርቲ ብቐጥታ ፈነወ ዝተጀመረ እንትኸውን፥ ኣብ ክልተ ጉጅለ ዝተደበ 12 ተወዳደርቲ ዝሓዘ ኢዩ።
እቲ ን9 ሰሙናት ዝፀንሕ ዓስራይ…
“ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላምናን ሓድነትናት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘተ ተኻይዱ።
ብትካል ግብረ ሰናይ ዓለም ኣቢሉ ዝተኻየደ እቲ ዘተ ቀንዲ ትኹረቱ ሃይማኖታዊን ባህላዊን ክብሪታት ንሰላም ብዘለዎም ረብሓ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
እቲ ኤጀንሲ ደምቢ ክዳን ሰብ ሞያ ቁፅፅር ትራፊክ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲሰ ኣበባ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ምንቅስቓስ ትራፊክ እታ ከተማ ሰላማዊን ተቐባልነት ዘለዎን ንምግባር ባዓል ሞያታት ቁፅፅር ትራፊክ ዝኽደንዎ ክዳን ደምቢ ዕላዊ ገይሩ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ኣይተ ክበበው ሚደቅሳ፤…
ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ወታሃደራዊ ፎረም ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲሰ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸውዓተ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪካ ዝተሳተፋሉ ፎረም ወታሃደራዊ ልውውጥ ሓበሬታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ፎረም ኣብቲ ዞባ ዘሎ ሰላምን ምርግጋዕን ከምኡ እውን ፀገማት ፀጥታ ብምልላይ ልውውጥ ሓበሬታን ልምድን ዕላማ ዝገበረ እዩ ተባሂሉ።…
መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክረቲ መቐለ ንክበፅሕ ንዝገበሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ንኢዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜርካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክርቲ መቐለ ክበፅሓ ዝገበሮ ፃዕሪ ንኢዱ።
ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ እታ ሃገር ኣንቶኒዮ ብሊንከን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብዘዉፅእዎ መግለፂ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ…
ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ክኣቲ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ንምእታው መድላዋት ይግበር ከምዘሎ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት…
ብኣተሓባባራይነት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን
አዲስ አበባ ፣ ሚያዝያ 7 ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣተሓባባራይነት ኣብ ትሕቲ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ በፂሐን።
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓሮ፥ 50 ሓገዝ ዝፀዓናን ነዳዲ ዝሓዛ ቦቴታትን…
ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ይንእድ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ሰያዳብርን ዋዩን ብመስኖ እናለምዐ ኣብ ዝርከብ…