Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ከተማታት ንዝተፈላለዩ ጉዳያት ብዘይደረሰይ ዝእከብ ገንዘብ ሕብረተሰብ እናማረረ ከምዝኾ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ከተማታት ብዝተፈላለዩ ስያመታት ብኣካላት መንግስቲ ብዘይደረሰይ ዝእከብ ገንዘብ ሕብረተሰብ እናማረረ ከምዝኾ ተሓቢሩ።
ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ርኢቶኦም ዝሃቡ ነበረርቲ ሻሸመኔ፣ ጅማን ካልኦት ክልላትን፥ ንልምዓት ከባቢ፣ ንሰራዊት…
ሚኒስቴር ሕርሻ ተፈጥሮኣዊ ዱኽዒ ብምስፋሕ ንምጥቃም ብዝተጠናኸረ መልክዑ ከምዝሰርሕ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኣብ ረብሓ ዝውዕሉ ተፈጥሮኣወዊ ዱኽዒን “ዘርሚ” ዝተብሃለ ኮምፖስትን ብስፍሓት ንምጥቃም ስራሕቲ ከምዝተጀመሩ ሚነሲቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ሚኒስቴር ዳይሬክተር ምምሕያሽ ልምዓት ሓመድ ተፈራ ሰሎሞን…
ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ኣሰናዲኡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ካብ 9 ሚያዝያ ጀሚሩ ክሳብ 17 ሚያዝያ 2014 ዓ.ም ዓውደ ምርኢትን ባዛርን ከምዘሰናደአ ኣፍሊጡ።
ኣብቲ ዓውደ ምርኢትን ባዛርን 181 ደቀቕቲን ኣናእሽተይን ኢንተርፕራይዛት 10 ማእኸለዎት ኣብ ዓውዲ ምፍራይ ዝተወፈሩ…
ኣብ መርሃ ግብሪ “ፃውዒት ካብ ዒድ ናብ ዒድ ናብ ሃገር” ንምስታፍ ኣጋይ የኣትዉ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ “ፃውዒት ካብ ዒድ ናብ ዒድ ናብ ሃገር” ንምስታፍ ዝመፅኡ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ምሸት ጀሚሚሩ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣቀባብላ ምግባር ምጅማሩ ጥምር ኮሚቴ ኣፍሊጡ።
ኣቦ መንበር እቲ ኮሚቴ ኡስታዝ ኣቡበከር ኣሕመድን ኣባል…
ኣምባሳደር ኣደም መሓመድ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድን ኤርያል ማናጀር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ምስ ሓላፊ ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፋኪያ ኣብደርህማን ምስ ጠጠባባቒ ዳይሬክተር ጀነራል ሲቪል ኣቪዬሽን ቱርኪ ፕሮፌሰር ዶክተር ከማል…
ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገበሮ ምቹው ኩነታት ብምጥቃም ናብ ትግራይ ዝለኣኽ መጠን ሓገዝ ከብ ከብሎ ይግባእ-መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ምግብን ነዳድን ዝፀዓና 50 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ ተግራይ ምልኣኸን ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ደገፍ ብግቡእ መገዲ ንክበፅሕ መእንቲ ውሳነ…
ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ንከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገናሕቲ ሞተር ብስክሌት ኣዲስ ኣበባ ካልኣይ ሰብ ከየፈናጥጡ እገዳ ተነቢሩ።
ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ከምዝበሎ፥ ቅንያቱ ፋሽካ በዓል ብምዃኑ ልዑል ምንቅስቓስ ሰባት ዘለዉ ኢዩ።
ስለዝኾነ ረብሻን ጉሕለትን ንከይፍጠር ብምሕሳብ ሓዱሽ…
ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ገንዘብ ነባዝሕ ኢና ብምባል ለዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ንምድንጋር ዝፈተኑ ውልቀ ሰባት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቶም ተጠርጠርቲ 5 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ኣብ ክፍለ ከተማ ቦሌ ኢዮም ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም ተባሂሉ።…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ወፃኢ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት ኣገልግልት መኽዘን ሰሪዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሕቡራት ኤምሬትስ ዓረብ ንዝኣተዉ ናውቲታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝግበር ክፍሊት 25 ሚሊየን ብር ኣገልግልት ክራይ መኽዘን ሰሪዙ።
እቲ መገዲ ኣየር ብካርጎ መኽዘን ዝተኸዘኑ ናውቲታት ደገፍ ሎሚ መዓልቲ ንኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን…
ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፀል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክቶሬት ጄኔራል ጉዳያት ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ ኣጥናፉ ምስ ተወካሊ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክላውድ ጂብዳር ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፥ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ብዘጋጥም ሰብ ስራሕን ተፈጥሮኣዊን ፀገማት ሓገዝ…