Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
በሪ ባሕሪ ብዝምልከት ዝልዓል ሕቶ ብትኹረት ክስራሕ ይግባእ- ምሁራን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ጉዳይ በሪ ባህሪ ብዝምልከት ዝልዓል ሕቶ ከይተዘሓሓለ ብትኹረት ክስራሕ ይግባእ ክብሉ ምሁራን ገሊፆም፡፡
ዓለም ለኸ ርክብ ተመራማሪ ጌትዮ ትርፌ መንግስቲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ኣጀንዳ ተገይሩ ኣብ ዝቐረበሉ እዋን ዓለም ለኸ ማሕበረሰብን ዓበይቲ…
11 ሚሊየን ህፃናት ክታበት ንፍዮ ከምዝተውሃቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን 11 ሚሊየን ህፃናት ክታበት ንፍዮ ከምዝተውሃቦም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ብብርኪ ሃገር ንፍዮ ሓዊሱ በቢእዋኑ ዘጋጥሙ ነበዳታት ንምክልኻል ዘኽእል ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ይካየድ ኣሎ።
መራሒት ኣፈፃሚት ስራሕ እኖታት፣…
ኢትዮጵያ ተበፃሕነት ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኣብ ምርግጋፅ ንኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ሰሪሓ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተበፃሕነት ዲጂታል መለለዪ ማንነት ኣብ ምርግጋፅ ንኣፍሪካ ኣብነት ዝኸውን ስራሕ ምስራሓ ተሳተፍቲ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ ገሊፆም።
ንኣርባዕተ መዓልታት ዝፀንሕ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ 12 ግንቦት ኣብ ኣዲስ…
ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ብምፍራሙ ዝጥዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ጎንፂ ንኽፋጠር ድልየት ኣለዎም- ዋና ተደራደርቲ ፕሪቶሪያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብምፍራሙን ህይወት ሰብ ብምትራፉ ዝተጠዓሱ ሓድሓደ ኣካላት ሕዚ እውን ጎንፂ ንኽፍጠር ድልየት ከምዘለዎም ዋና ተደራደርቲ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ገሊፆም፡፡
ኣብ ዘተ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ዋና ተደራደርቲ ዝነበሩ…
ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ መልማሊ ኣመራርሓ ቦርድ መረፃ ፀብፃቡ ንቀዳማይ ሚንስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣቕሪቡ፡፡
እቲ ኮሚቴ ንኣመራርሓ እቲ ቦርድ ኣብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ስራሕቲ ምፍላይ ብምክያድ ብመሰረት እቲ ኣዋጅ መመዘኒ ብምምለኦም ዝተመረፁ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ብቨርቹዋል ኣብ ዘካየዶ መበል 45 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡
እቲ ቤት ምኽሪ ዘመሓላለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቦም ኣለዉ፡-
ፈለማ እቲ ቤት ምኽሪ ዝተዛተየ…
ምትሕብባር ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኮርፖሬሽን ኢንቨስትመንት ጀርመንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ኮርፖሬሽን ኢንቨስትመንት ጀርመንን ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ዓውዲ ውልቀ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምዝሰርሑ ኣረጋጊፆም፡፡
ሓለፍቲ ስራሕ ትካላት ኣብ በኮትዲቯር ኣቢጃን ኣብ ዘካየድዎ ዘተ፤ ኣብ ኣፍሪካ ብውሑድን ማእኸለዎትን…
ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብራዚል ኣብነት እያ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ኣብ ተኻይዶ ፃዕሪ ብራዚል ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዘመዝገበቶ ዓወት ቀንዲ ኣብነት ምዃኑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ካብ 2ይ ውሕስና ምግቢ…
ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዞባ ጅማ ተሞክሮ ዝውሰደሉ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ጅማ እናተወገነ ዝርከብ ትግበራ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዝበረታታዕን ተሞክሮ ዝውሰደሉን ከምዝኾነ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ገሊፆም።
ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ትሩፋት ሌማት፣ ስግግር ስርዓተ ምግቢን ግምጋም ኣፈፃፅማ ኮሚሽን ኣመራርሓ…
ስርዓት ትራንስፖርት ዘሳልጥ ተግባራት ተጠናኺሮም ቀፂሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ስሉጥ ስርዓት ትራንስፖርት ንምፍጣር ዘኽእሉ ተግባራት ተጠናኺሮም ምቕፃሎም ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ክፍለ ከተማ የካ ዝተሃነፀ መዕረፊ ተሸከርካሪ የካ 2 መሪቐን ስራሕ ኣጀሚረን፡፡…