Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዶብ-ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ ነቲ ዝጀመርዎ ስራሕቲ ሰናይ ተግባር ንክቕፅሉሉ ተሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ-ሰገር ወለንታውያን መናእሰይ ምንቅስቓስ ኣብ ዝገበሩሎም ከባብታት ኩሉ ዝሰርሕዎም ሰናይ ተግባራት ዝተባብዑ ብምዃኖም ዝጀመርዎም ስራሕቲ ኣጠናኺሮም ክቕፅሉ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ሓቲቱ። ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝመፁ…

ምትሕብባር ትካላት ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ክልቲኦም ትካላት እኹል ሓይሊ ሰብ ምስ ምቕራብን ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ሓሊፉ ዘፈር ቱሪዝም ኣብ ዕቤት ኢኮኖሚ ዘሎ ግደ ብብቕዓት ንኽዋፃእ ዘኽእል ከምዝኾነ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን። ሚኒስቴር ስራሕን…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ማሕልኻታት ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ብምጥማት ምስ ዳይሬክተር ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካ ኣይተ ኣበበ ስላሴ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንለውጢ ዘለዎ ፅኑዕ እምነት እቶም ዳይሬክተር ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር…

ዓውዲ ትምህርቲ ብቕዓት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምህናፅ ከምዝሰርሑ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓውዲ ትምህርቲ ብቕዓት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ንምህናፅ ትኹት ገይሮም ከምዝሰርሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋ ገሊፆም። እቲ ሚኒሰስትር ምስ ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ ኣብ ኣመራርሓ ለውጢ፣ ትካላዊ ስነ-ምግባር፣ ኣብ…

ኣብ ዝተዛዘመ በጀረት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀረት ዓመት ንህንፀት ግድብ ህዳሰ ዝኸውን ልዕሊ 1 ቢሊየን ብር ከምዝተኣከበ ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ መተሓባበሪ ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፁ ከምዝሓበሮ፥ ንህንፀት…

ዴሞክራሲ ንኢትዮጵያ ሕርያ ዘይኮነስ ጉዳይ ምህናፅ ሃገር ኢዩ – ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዴሞክራሲ ንኢትዮጵያ ሕርያ ዘይኮነስ ጉዳይ ምህናፅ ሃገር ከምዝኾነ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ  ኣይተ ተስፋዬ በልጅጌ ገሊፆም። እቲ ባይቶ ምስ ትካላት ዴሞክራሲ እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ሓበራዊ ፎረም ኣይተ ተስፋየ በልጅጌ…

ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣየርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብዓዊ ረድኤት ዝውዕል ደገፍ 1 ሚሊየን ዩሮ ገይራ። እቲ ደገፍ ኣብ ዝተፈላሉ ከባቢታት ኢትዮጵያ ንዝርከቡን ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮምን ዜጋታት ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። ብዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል…

ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ-ዶ/ር እዮብ ተካልኝ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መመሓየሺ ሃገር ቦቆል ኢኮኖሚ ኣብ ምድላው ዕዉት ተመክሮ ኣለዋ ሚኒስተር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶ/ር እዮብ ተካልኝ ተዛሪቦም። ዶ/ር እዮብ፥ ተቓላዓይነት ልቓሕ ብምቕራፍ ዘላቒ ስርዓት ፋይናንስ ንምትግባር ኣብ ዝተሰናደአ መበል ታሽዓይ…

ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምራርሓታትን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕኸል ኣግራብ  ክፍለ ከተማ ጉሌሌ ተኸላ ፈልሲ ኣሳሊጦም። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምንባር ሓምለዋይ ኣሰር ሓላፊ ቤት ፅሕፈትን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ኣይተ ተፈሪ ፍቕረን ካልኦት…

ኢትዮጵያ ዘላቒ ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባብዕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣4 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይን  ዘላቒን ስርዓት ኣማራፅታት መጓዓዚያ ኣብ ረብሓ ምውዓል ከምተተባበዕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ትራንስፖርትን መጓዓዚያን ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ምቹው ዕዳጋ ተሽከርከርቲ ኤሌክትሪክ ብዝምልከት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ…