Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 1 ሺሕን 24 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት ሓሙሽተ ህፃናት ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡
ተመለስቲ ግቡእ ሓገዝን ክንክንን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም…
ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምስ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ብምውዳድ ብዝገበሩዎ ክትትል ብኮንትሮባንድ ዝኣተዉ ክልተ ኮንቴነራት ልባስ ጨርቂን ጫማታትን ከምዝተትሓዙ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ኣፍሊጡ።
ብዘይሕጋዊ መገዲ ናብ ከተማ ኣዲስ…
ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪያት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ስደተኛታት ዓለም ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሙሃመድ ኣብዲከር ተዛቲየን።
እተን ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፀን፥ ኣብ ዝነበረን ዘተ ኣብቲ ዞባ ልምዓት ክእለትን ፈጠራ ዕድል…
መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ኣብ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ትኹት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ብጄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ደስታ ሌዳሞ ምስ ዶብ ተሳገርቲ ወለንታውያን መናእሰይ ተዛትዮም፡፡
እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ምስ እቶም መናእሰይ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ኣብ ዝኸድዎ ኩሉ ሓድነት ንክሰብኩን ሰናይ ተግባራት ንክሰርሑን ኣተሓሳሲቦም።…
ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ- ሌ/ ጀኔራል ይልማ መርዳሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክልኻል ሰራዊት ብሓደ ኢዱ ንፀላእቲ ኢትዮጵያ እናተዋግአ ብካሊእ ኢዱ ድማ ኣሰሩ ንትውልዲ የንብር ኣሎ ክብሉ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ሓቢሮም።
ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ቢሾፍቱ ጊቢ…
ፓርላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ።
ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዓንቀፅ 50 (3) መንግስቲ ፌዴራል ላዕለዋይ ስልጣን ባይቶ ወከልቲ…
ኮይካ ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ(ኮይካ) ንሚኒስቴር ጥዕና 31 ሚሊየን ብር ዝግመት ደጋፍ ናውቲ ሕክምና ገይሩ።
እቲ ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ዝተገበረ ደገፍ፥ ንምምሕያሽ ጥዕናን ምቕናስ ሞትን ኣዴታተን ህፃናተን ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ሚኒስትር…
ርእሰ ምምሕዳር ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ሀላባ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣመሪቆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ ርስቱ ይርዳ ኣብ ዞባ ሃላባ ልዕሊ 94 ሚሊየን ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣመሪቆም፡፡
ካብ ሞንጎ ዝተመረቁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣርባዕተ ትካላት ጥዕና ሓዊሱ ህንፃታት ምምሕዳር ከምዝርከብዎ…
ኣብ ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሪፎርም እቲ ሰራዊት ካብ ትእዛዝ ፓርቲ ብምውፃእ ህዝባዊን ሃገራዊን ንክኸውን ገይሩ ኢዩ-ሌ/ል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምክልኻል ሃገር ዝተገበረ ሪፎርም እቲ ሰራዊት ካብ ትእዛዝ ፓርቲ ብምውፃእ ህዝባዊን ሃገራዊን ንክኸውን ገይሩ ኢዩ ክብሉ ዋና ኣዛዚ “8ኛ ዕዝ” ሌቴናል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል ገሊፆም።
ሌቴናል ጄኔራል ኣሰፋ ቸኮል፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ስልጣን…