Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዩኒቨርሲቲታ ዋቸሞን ሚዜን ቴፒ ተምሃሮኦም ኣመሪቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲታ ዋቸሞን ሚዜን ቴፒ ብተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኑዎም ልዕሊ 1 ሺሕን 500 ተምሃሮኦም ኣመሪቖም።
ዩኒቨርሲቲ ዋቸሞ ኣብ ካምፓስ ዱራሜ ብዝተፈላለየ ዘፈር ሙያ ብቀዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ዘሰልጠኖም 273 ተምሃሮ ኢዩ ሎሚ መዓልቲ…
ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ክጅመር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ማእኸላይ ኮሚቴ ሊግ መናእሰይ ፓርቲ ብልፅግና ፅባሕ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን ከምዝጅመር ቤት ፅሕፈት እቲ ሊግ ኣፍሊጡ።
እቲ ኣኼባ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ብቀንዱ በቲ ሊግ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ብምግምጋም ንቐፀልቲ ተግባራት ኣንፈት ከምዘቕምጥ…
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብብርኪ ክልል 4ይ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰኒ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ብብርኪ ክልል 4ይ መርሃ ግብሪ ተኻላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ዞባ ኢሉባቡር ወረዳ ያዮ ኣጀሚሮም።
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ እዋን ኣብ ዘስምዑዎ መደረ፥ ደኒ ያዮ ሃፍቲታት…
ረብሓ ህዝቢ ንምሕላው “ንኽእል ኢና” ብዝብል ዝተበገስናዮ ጉዳይ ጋህዲ ንምግባር ንሰርሕ ኣለና – ኣይተ ደስታ ሌዳሞ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳትፎ ህዝቢ ብረጋገፀ መልክዑ ረብሓ ህዝቢ ንምሕላው “ንኽእል ኢና” ብዝብል ዝተበገስናዮ ጉዳይ ጋህዲ ንምግባር ንሰርሕ ኣለና ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ገሊፆም።
ካልኣይ ዓመት በዓል ምስረታ ክልላዊ መንግስ ሲዳማ ምኽንያት…
ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዝድሃበ መድረክ ምኽክር ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ከተማታት ክልላትን ዘድሃበ መድረክ ምኽክር ተኻይዱ፡፡
እቲ ምኽክር ብቀዋሚ ኮሚቴ ሕርሻን ብሚኒስቴር ሕርሻን ዝተዳለወ እንትኾን÷ ዝተፈላለዩ ኣካላት ሰብ ግደ ኣብ ዝተረኸቡሉ ዝተገበረ እዩ፡፡
ኣካቢ…
ሕጊ ክወፅአሎምን ምምሕያሽ ኣብ ዝሓቱን ጉዳያት ምይይጥ እናተገበረሎም እንትወፁ ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ጥንኩር ዓምዲ ይኸውን እዩ ክብሉ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕጊ ክወፅአሎምን ምምሕያሽ ዝሓቱ ጉዳያት ብመፅናዕቲ እናተፈለዩን ዕሙቕ ዘተ ኣናተገበረሎምን ንህንፀት ሃገረ መንግስቲ ጥንኩር ዓምዲ ከምዝኸውን ኣፈጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኣገኘሁ ተሸገር ተዛሪቦም።
ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ ኣመራርሓታት ቆወምቲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ባህሬን ጠጠው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ናብ ባህሬን ጠጠው ኣቢልዎ ዝነበረ በረራ ጀሚሩ፡፡
አውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ባህሬን ማናማ እንትትበፅሕ÷ መራሒ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ኣወል ወግሪስ…
ሕማም ዓበቕ ህበይ ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ኣይኣተወን – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓበቕ ህበይ” እናተብሃለ ዝፍለጥ ተመሓላላፊ ሕማም ክሳብ ሕዚ ናብ ኢትዮጵያ ከምዘይኣተወ ሚኒስቴር ጥዕና ኣረጋጊፁ።
እቲ ሕማም ኣብ ኢትዮጵያ ተራኢዩ ክልተ ሰባት ናብ መፅንሒ ቦታ (ኳረንቲን) ኣቲዮም ዝብል ሓበሬታ ብጋዜጣ ሪፖርተር ወፂኡ ኣብ…
ቀዳማይ ምዕራፍ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ኣብርሆት ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሓደ ወርሒ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ምእካብ መፃሕፍቲ ቤተ መፃሕፍቲ ኣብርሆት መዕፀዊ ቀዳማይ ምዕራፍ ተኻይዱ፡፡
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣማኻሪ ማህበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙሃዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፣ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ …
ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ናብ ምዕራፍ ምድላው ምእታዉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ስራሕቲ ምዕራፍ ቅድመ ምድላው ዛዚሙ ናብ ምዕራፍ ምድላው ምእታዉ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርኣያ ገሊፆም።
ፕሮፌሰር መስፍን ከምዝገለፅዎ÷ ኣብ ምዕራፍ ቅድመ ምድላው ነቲ ኮሚሽን ናይ ምውዳድ ስራሕቲ ከምዝተኻየደን መርሃ…