Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ክልል ደቡብ ዝለዓሉ ሕቶታት ክልላዊ ኣወዳድባ ብሕታዊ መፍትሒኦም ሰላማዊ መገዲ ኢዩ- መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልልነት፣ ዞባን ፍሉይ ወረዳን ንኹን ዝብል ምሕደራ መሰረት ዝገበረ ሕቶ ግቡእ ምላሽ ዝረኽቡ ብሰላማዊን ብሰላማዊን መገዲ ጥራሕ ከምዝኾን ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ተዛሪቦም፡፡
ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ሎሚ ንመራኸብቲ…
ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ዝተሃፁ 158 ፕሮጀክትታት ተመሮቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ቃሊቲ ልዕሊ 349 ብር ብዝኾነ ወፃኢ ዝተሃነፁ 158 ዝተፈላለዩ ፕሮጀክትታት ተመሪቖም፡፡
ካብቶም ዝተመረቑ ፕሮጀክትታት፥ ማእኸላት መህነፅቲ ስብእና መናእሰይ፤ ጋብላ እዋናዊ መአከቢ ደረቕ ጎሓፍ፣ መንበሪ ኣባይቲ ኣባላት…
ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ሰነድ ስምምዕነት ሓበራዊ ተረባሕነት ናይል ዘየፅደቓ ሃገራት ንኸፅድቓ ፃውዒት ኣቕሪበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኡጋንዳን ሰነድ ስምምዕነት ሓበራዊ ተረባሕነት ናይል ዘየፅደቓ ሃገራት ንኸፅድቓ ፃውዒት ኣቕሪበን።
ኣብ ታንዛኒያ፣ ዳሬ ሰላም ጉባኤ ሚኒስተራት ሃገራት ተፋሰስ ተኻይዱ።
ኣብቲ ጉባኤ ዝተሳተፉ ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ፌዴሪኢ ሃብታሙ…
ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ ሂቡ
በኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብአኡ ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ ሂቡ።
እቲ ቤት ምኽሪ ርክብ ኣፍረይቲን መፍረይቲን ፍሪያት ሕርሻ ንምውሳን ኣብ ዝወፅኣ ኣዋጅን ረቂቕ ኣዋጅ ዘርኢ ደኒን ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካርቱም ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ምስ ዝነበረት ነፋሪት ተዛሚዱ ንዝተፈጠረ ፀገም ምርመራ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ካርቱም ናብ ኣዲስ ኣበባ እትጓዓዝ ምስ ዝነበረት ነፋሪት ተዛሚዱ ንዝተፈጠረ ፀገም ምርመራ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ።
ኣባላት እቲ በረራ ንግዚኡ ከምዝተኣገዱ እውን ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ዕለተ…
መንግስቲ 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ጨረታ ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ጨረታ ኣቕሪቡ።
ኢንተርፕራይዛት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝዋር ኣብ ዝወፅአ ጨረታ ሰብ ሃፍቲ ንክሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
መንግስቲ ዓውዲ ውልቀ ኣብ ኢኮኖሚ ዘለዎ ተሳትፎ ክብ ንምባል ዓሊሙ ዝተፈላለዩ መመሓየሺታት…
ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ዘተ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊ ኩነታት ፀፅታ ዘተ የካይድ ኣሎ።
ኣብቲ ዘተ ናይ ኩለን ክልላትን ክልተ ምምሕዳራት ከተማን ኮሚሽነራት፣ ኮሚሽነር ጀነራላትን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ተረኺቦም።
ኮሚሽነር ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ…
ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ማሕበረሰብ ዓለም ዝረብሕ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ካብ ዶብ ቻይናን ኣፍሪካን ሓሊፉ ማሕበረሰብ ዓለም ዝረብሕ ኢዩ ክብሉ መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ተዛሪቦም።
ኣይተ ደመቀ ኣብ ኣኼባ ኣተሓባበርቲ ምትሕብባር ቻይና-ኣፍሪካ ብቪዲዮ…
ኣገልግሎት ዳያስፖራ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ትካላት ከምዝሃነፅ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ዳያስፖራ ብምኽኒያት ጎንፂ ዝተጎድኡ ትካላት ንምህናፅ ዘኽአል ሰበድ ስምምዕነት ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት ኣብ መንጎ ሚኒስቴር ጥዕናን ትምህርቲን ክምዝተኸተመ ተሓቢሩ።
ካብ ማሕበረሰብ ዳያስፖራ ሃፍቲ ብምትእኽኻብ እቶም ትካላት…
ድጎማ ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራልን ድጎማ ነዳዲ ንዝተዓለመሉ ዕላማ ንምውዓል ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም
ኣብቲ መድረኽ ስምምዕነት ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ዳግማዊት ሞገስ ኣብ ዝገበርኡ መደረ፥ እቲ ኣገልግሎት…