Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምዕዋት ትልሚ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኩሎም ኣካላት ናይ ባዕሎም ኣብ ምውፃእ ኣሰሮም ንኸዕርፉ ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ፃውዒት ኣቕሪቦም። “ኣሰርና ንወለዶና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክፍለ ከተማታት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ሕድሳት ገዛውቲ ዓቕመ ደካማታት ኣጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ክፍለ ከተማ ጉለሌ ወረዳ 2 ብልምዲ ሓምለ 19 ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ ዝርከቡ ናይ ዓቕመ ደካማታት ገዛውቲ ሕድሳት ኣጀሚሮም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ መሓዙት…

ዘይምርድዳኣት ሰበብ ብምግባር ፅንፈኛ ሓይሊታት ሰላምን ድሕንነትን እዛ ሃገር ንምህዋኽ ይሰርሑ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይምርድዳኣት ሰበብ ብምግባር ፅንፈኛ ሓይሊታት ሰላምን ድሕንነትን እዛ ሃገር ንምህዋኽ ይሰርሑ ከምዘለዉ ፖሊስ ፌዴራል ኣረጋጊፁ። ሎሚ መዓልቲ ዝተወደቡ ሓይሊታት ቢሮ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኣዲስ ኣበባ መስተዋቱ ብምስባር መጠነኛ…

መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ-ኣይተ ደመቀ መኮነን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ምስ ሱዳን ዘለዎ ውጥጥ ዶብ ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ድልዊ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራትን ዲፕሎማትን ሃገራት…

ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ ፣ 2914 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ብምዃን ተመሪፀን። ቀዳማይ ጉባኤ ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ሃዋሳ ይሳለጥ ምህላዉ ይዝከር። ብመሰረት እዚ ወይዘሮ ዛህራ ሑመድ ፕሬዚዳንት ሊግ ደቂ ኣኒስቲዮ ፓርቲ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ፈረንሳይ  ናብ ዝኽበር ዘሎ ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ፈረንሳይ  ናብ ዝኽበር ዘሎ መበል 45 ዕለተ ናፅነት ጂቡቲ ኣቕኒዐን። እተን ፕሬዚዳነት ኢትዮጵያን ጂቡቲን ዘለወን ክልቲኣዊ ረኽቢ ምኽኒያት ብምግባር ኢየን ናብቲ በዓል ከይደን ተባሂሉ። ፕሬዚዳንት…

ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሃገራዊ ትልምታታ ብኣጀንዳ 2063 ምስ ዝተቐመጡ ሸቶታት ብምዝማድ ንምትግባር ትሰርሕ ከምዘላ ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ገሊፁ። ሚኒስትራት ፕላንን ልምዓትን ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣፍሪካ ትልሚ 10 ዓመታት ኣጀንዳ 2063ን ቀፀልቲ 10…

ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ-ቤት ፅሕፈት ቀዳማት ሚኒስቴር

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብዛ ሃገር ዘላቒ ሰላም ንምንጋስ ዝውሰድ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ ክብል ቤት ፅሕፈት ቀዳማት ሚኒስቴር ኣፍሊጡ። ፕሬስ ሴክሬታሪያት እቲ ቤት ፅሕፈት ቢልለኔ ስዩም ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ግብረ ራዕዲ…

ኮምሽን ጉምሩክ ቨርዥን ታሪፍ መፃሕፍቲ 2022 ትካል ጉምሩክ ዓለም ካብ ዘቐመጦ ጊዜ ኣቐዲሙ ብምትግባሩ ንኢትዮጵያ ልዑል ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮምሽን ጉምሩክ ቨርዥን ታሪፍ መጻሕፍቲ 2022 ትካል ጉምሩክ ዓለም ካብ ዘቐመጦ ጊዜ ኣቐዲሙ ብምትግባሩ ንኢትዮጵያ ልዑል ዓወት ምዃኑ ተገሊፁ። ብኣተሓባበርነት ድጋፍ ትካል ጉምሩክ ዓለምን ብኮሚሽን ጉምሩክ ኢትዮጵያን ኣብ 2022 ምምሕያሽ ሕታም ታሪፍ…

መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ ሰኔ 23፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ናብ ትግራይ ዝለኣኽ ደገፍ ሰብኣዊ ሓገዝ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀለ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንገስቲ ገሊፁ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሸን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብመዳርግቲ ኣካላት ኣቢሉ…