Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ትሬሲ ጃኮብሰን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ አን ጃኮብሰን ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይረን።
እተን ኣምባሳደር ኣብ ዑደተን እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ቀረባ እዋን ሓሙሽተ ናይ ፅዕነት ኣየራት ቦይንግ 777-8 ኣውሮፕላን…
ኣምባሳደር ተሾመ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተሾመ ቶጋ ምስ ምክትል ሚኒስትር ባህሊን ቱሪዘምን ቻይና ዣንግ ዡ ተዛቲዮም።
ኣብቲ ዘተ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ተዘሓሒሉ ዝፀንሐ ዓውዲ ቱሪዝም መሊስካ ንምንቕቓሕ ኣብ ዘኽእሉ ተላዚቦም።
ብተወሳኺ ኣበ መንጎ…
ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼብኡ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓዱሽ ዝተጣየሸ ማእኸላይ ኮሚቴ ፓርቲ ብልፅግና ቀዳማይ ኣኼብኡ ኣካይዱ።
ኣብ ቲ ኣኼባ ጉባኤ እቲ ፓርቲ ዘመሓላለፎም ውሳነታትን ኣንፈታትን ተግባራዊ ኣብ ዝኾኑሎም ኩነታት ተላዚቡ።
እቲ ማእኸላይ ኮሚቴ ስሳነታት ቀዳማይ ጉባኤ ተግባራዊ ዝኾንሉ…
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝፈተኑ ተምሃሮ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝፈተኑ ተምሃሮን ኣብቲ ቀፅሪ ኣብቲ ግቢ ንምፍታር ዝፈተኑ ኣካላትን ምስ ሓይሊታት ፀፅታ ብምውዳድ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ እቲ ዩኒቨርሲቲ ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፕሮፌሰር…
ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት በዓል 9 ደብሪ ህንፃ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ፓርቲን ኣብ ዝተረኸቡሉ ሎሚ መዓልቲ ተመሪቑ።
ንህንፀት እቲ ህንፃ 895 ሚሊየን ብር ወፃኢ ከምዝተገበረ ኣብቲ መርሃ…
ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም-ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ዘተኣናገደቶም ዝተፈላለዩ ምድላዋት ብሰላም ተዛዚሞም ክብል ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ።
ኣብታ ከተማ ካብ 2 ክሳብ 4 መጋቢት 2014 ዓ.ም ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ከምኡውን 3 መጋቢት ስነ ሰርዓት ምፍናው…
ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ዘህነፆ ዋና ቤት ፅሕፈት ህንፃ ሎሚ መዓልቲ ክምረቕ ኢዩ።
ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፣ ምክትል ፕሬዚዳንታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ እቲ ፓርቲን ክርከቡ ኢዮም ዝብል ትፅት ኣሎ፡፡
ብይስማው…
ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ብዓወት ከምዝተዛዘመ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ብዓወት ከምዝተዛዘመ እቲ ፓርቲ ኣፍሊጡ።
ንዝሓለፉ ሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልቲታት እናተኻየደ ዝነበረ ቀዳማይ ጉባኤ ፓርቲ ብልጽግና ቀፀልቲ ኣንፈታት ትኹረት ዘመላኽቱ በዓል ሽዱሽተ ነጥቢ መግለፂ ቅዋም ብምውፃእ…
ኣብ ከባቢ ጠረፍ ደቡብ ሱዳን ብዝተወለዐ ሕድሕዳዊ ጎንፂ ልዕሊ 9 ሺሕን 500 ዜጋታት ተመዛቢሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከባቢ ጠረፍ ክልል ጋምቤላን ደቡብ ሱዳንን ብዝተወለዐ ሕድሕዳዊ ጎንፂ ልዕሊ 9 ሺሕን 500 ነበርቲ ወረዳ ጂካዎን ላሬን ከምዝተመዛበሉ መንግስቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
መንግስቲ እቲ ክልል ከምዝሓሮ፥ በቲ ጎንፂ ህይወት ሓደ ሰብ እንትሓልፍ ኣብ…
ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ይመርፅ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ እናመረፀ ምዃኑ ኣፍሊጡ።
ቀዳማይ ጉባዔኡ እናካየደ ዝርከብ ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ውዕልኡ፥ ፖለቲካዊ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ፀገማት ኢትዮጵያ ንምፍታሕ ዝኽእሉ ኣባላት ማኣኸላይ…