Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ምሩኻት ሱዳን ኣብ ኣደባባይ ቀቲሉ ብዝብል ብጦር ሱዳን ዝናፈስ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ “ኣተሓሕዛ ምሩኻት ብዘይተኸተለ መገዲ ወታደራተይ ቀቲሉ” ብዝብል ጦር ሱዳን ዘናፍሶ ሓበሬታ መሰረት ዘይብሉ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ገሊፁ።
ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ሚኒስቴር ኮሎኔል ጌትነት ኣዳነ ኣብቲ…
ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ዕቤትን ምስፍሕፋሕን ሃገር በቆል ኢንተርፕራይዛት ኩርዓት ሃገርን ፍልፍል ሃፍቲን ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ዓለም ለኻዊ ዕቤትን…
ኣብ ስትራቴጂ ሰነድ ምክልኻል ብሄራዊ ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘተ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስትራቴጂ ሰነድ ምክልኻል ብሄራዊ ጎንፂን ህንፀት ሰላምን ዘተ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፣ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፌዴራል፣ ኣባላት ቀዋሚ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝብን ካልኦት ኣመራርሓ ፌዴራልምን ክልልን…
መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ራብዓይ ዙር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር፣ ከንቲባ ኣዳነሽ ኣበቤ፣ ሚኒስተር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬን ካልኦት ላዕለዎት…
ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፍልሲታት ብደቂ ኣንስትዮ ከምዝትከሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ፍልሲታት ብደቂ ኣንስትዮ ከምዝትከሉ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ኣፍሊጡ።
ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልጽግና ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ቀዳማይ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ከካይድ ኢዩ።…
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ብወገን መንግስቲ ፌዴራል ጉጅለ ተደራዳሪ ሰላም ተሰይሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ብወገን መንግስቲ ፌዴራል ጉጅለ ተደራዳሪ ሰላም ከምዝተሰየመ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ፍትሒን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምጥማት ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ…
መንግስቲ ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራት ሱዳንን ናይቲ ከባቢ ምሊሻን ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ መንግስቲ ኣብ ዶብ ኢትዮ-ሱዳን ኣብ ልዕሊ ወተሃደራት ሱዳንን ናይቲ ከባቢ ምሊሻን ብዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።
ብግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ደገፍ ዶብ ኢትዮጵያ ብምጥሓስ ኣብልዕሊ ዝኣተዉ ወተሃደራት ሱዳን ዝበፅሐ ጉድኣት…
ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈጠረ ፀገም ሰላማዊ ኣማራፅታት ንክረኣዩ ፓርቲ ብልፅግና ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዝተፈጠረ ፀገም ሰላማዊ ኣማራፅታት ንክረኣዩ ፓርቲ ብልፅግና ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
ሚኒስትር ፍትሒን ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴን ዶክተር ጌዲዮን ጢሞቲዎስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ኲናት መንግስቲ ኢትዮጵያ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኢዩ ኢሎም።…
ሁዋዌ ካብ ህንፀት መሰረት ልምዓት ሓሊፉ ኣብ ስግግር ፍልጠት ዘለዎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሁዋዌ ካብ ህንፀት መሰረት ልምዓት ሓሊፉ ኣብ ስግግር ፍልጠት ዘለዎ ስራሕ ዝነኣድ ከምዝኾነ ሚኒስትር ዴኤታ ኢኖቬሽንና ቴክኖሎጂ ሁሪያ ኣሊ ተዛሪበን።
ቴክኖሎጂ ህዋዌ 2022 ናይ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ኣኼብኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዱ ፡፡
ሚኒስትር…
ምስ ህዝቢ ብምውዳድ ታሪኻዊ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብምድምሳስ ምዕባለ እዛ ሃገር ንምርግጋፅ ክንሰርሕ ኢና-ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ህዝቢ ብምውዳድ ታሪኻዊ ፀላእቲ ኢትዮጵያ ብምድምሳስ ምዕባለ እዛ ሃገር ንምርግጋፅ ክንሰርሕ ኢና ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳነት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።
ኣይተ ኣደም ኣብ ዝሃብዎ ጋዜጣዊ መግለፂ፥ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕን…