Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኢትዮጵያ ንሰላም ዝዘርገሐቶ ኢድ ኣብ ግንዛበ ዘየእተወ ናይ ኣሜሪካ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ተቐባልነት የብሉን – ኣባላት ዳያስፖራ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ንሰላም ዝዘርገሐቶ ኢድ ኣብ ግንዛበ ዘየእተወ ናይ ኣሜሪካ ውሳነ ሓሳብ ኤች ኣር 6600 ተቐባልነት የብሉን ክብሉ ኣብ ኣሜሪካ ዝነብሩ ትውልደ ኢትዮጵያውያን ኣባላት ዳያስፖራ ገሊፆም። ኣብ ዋሸንግተን ዲሲ ዝነብሩ ኣይተ ካሌብ ኣማረ ንፋና…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ ኣኼባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣልዒሉ። እቲ ባይቶ እኹል ዘተ ድሕሪ ምክያድ ነቲ ኣዋጅ፥ ብ63 ተቓውሞ 21 ድምፀ ተኣቅቦ ብኣብዝሓ ድምፂ ከምዘልዓሎ ተገሊፁ። ብሃይለየሱስ…

ንክራማት ዝኸውን እታዎት ካብ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ወፃእ ዝሸይጥ ኣካል ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ-ሚኒስቴር ግብርና

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዝኸውን እታዎት ካብ ሕጋዊ ኣሰራርሓ ወፃእ ኣብ ልዕሊ ዝሸይጥ ኣካል ስጉምቲ ክውሰድ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ። ክሳብ ሐዚ ልዕሊ 60 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ኢትዮጵያ ከምዝኣተዉን ተወሳኺ ዘበናዊ…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ህፁፅ ኣኼባ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ጉዳይ ምልዓል ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክዝቲ ኢዩ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣማኻሪ ጉዳያት ቤት ምኽሪ፥ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሓዊሱ፣ ኣብ ውሳነ ሓሳብ ረቂቕ ኣዋጅ ትራንስፖርት መገዲ፣…

ሰላም ንምህዋኽ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ከምዘይዕገስ ክልል ሶማሌ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ክልል ሰላም ንምህዋኽ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ ክልል ሶማሌ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ክልል ሶማሌ ምስ ደላዪ ሰላም ህዝቢ ብምዃን ሰላም እቲ ክልል ንምህዋኽ ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ከምዘይዕገስን ኣድላዪ ሕጋዊ ስጉምቲ ከምዝወስድ…

ኣኼባ ማሕበር ኣፈፃምቲ ኮሚቴ ትካላት ፀረ ግዕዝይና ምብራቕ ኣፍሪካ ይካየድ ኣሎ ኣብ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 22 ኣኼባ ማሕበር ኣፈፃምቲ ኮሚቴ ትካላት ፀረ ግዕዝይና ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዝካየድ ኣኼባ ልኡኻት ኡጋንዳ፣ ሩዋንዳ፣ ደቡብ ሱዳንን ኬኒያን ከምኡ እውን ኮሚሽነራት ኮሚሽን ፀረ-ግዕዝይና…

ላዕለዎት ኢታማዦር ሹማት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ኣፈፃፅማ “ግዳጅ” ሶማሊያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት 7፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ኣብ ግዳጅ “ኣሚሶም” ተሳተፍቲ ዝኾኑ ላዕለዎት ኢታማዦር ሹማት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ክሊ ኣፈፃፅማ ግዳጅ ሶማሊያ ተዛቲዮም። ነቶም ላዕለዎት ኢታማዦር ሹማት ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሀኑ ጁላ…

ንብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ኣብ ዘዋስን ከባቢ ዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንምቁፅፃር ፃዕሪ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ኣብ ዘዋስን ከባቢ ዝተለዓለ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝኸፍአ ጉድኣት እንተይኣብፀሐ ንምቁፅፃር ፃዕሪ እናተገበረ ምዃኑ ኣብ ደኒን እንስሳ ዘገዳምን ኦሮሚያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ባሌ ኣፍሊጡ። ተወካሊ መካየዲ ስራሕ እቲ ቤት ፅሕፈት…

ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝኸውን 20 ሚለየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ብድርቂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝኸውን 20 ሚለየን ብር ዝግመት ደገፍ ገይሩ። እቲ ደገፍ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው ንርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣረኪቦምዎም።…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ልምዓት መሊስካ ንምህናፅ ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ድልውቲ ኢየ – ስዊድን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስዊድን ኣብ ክልል ኣምሓራ ብኲናት ዝዓነዉ ትካላት ልምዓት መሊስካ ንምህናፅ ዝግበር ፃዕሪ ንምሕጋዝ ድልውቲ ከምዝኾት ገሊፃ። ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃሰን ሄንሪክ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ ሎሚ መዓልቲ ኣብ…