Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ክብሪ ምክብባርን ሰላምን ንምህናፅ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ኣፍሪካ ክብሪ ምክብባርን ሰላምን ንምህናፅ ከምኡ እውን ፅንፈኝነት ንምክልኻል ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ።
እቲ ስምምዕነት፥ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያን ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኬንያን ኢዮም ፈሪሞምዎ።
ኣብቲ ስነስርዓት ፌርማ…
ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ምቁራፅ ክሲ እሱራት ኣድሊዩ ኢዩ – መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአዩ ፀገማት ካብ መሰረቶም ንምፍታሕ ምቁራፅ ክሲ እሱራት ኣድላዪ ከምዝኾነ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
ሚኒስትር እቲ ኣገልግሎት ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ንመራኸብቲ ሓፋሽ ሳምንታዊ መግለፂ…
ዲያስፖራ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ድልየት ዕዳጋ ዓለም ለኸ ተሓሳቢ ኣብ ዝገበረ ስራሕ ንክዋፈር ተሓቲቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ኣማራፅታት ቢዝነስ ንክዋፈርን ኣብ ውሽጢ ሃገር ምስ ዘለው ሰብ ሞያታት ንክፋለጥ ዝገበር ፎረም መርበብ ሓበሬታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡
ሚኒስትር ዴኤታ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ሑሪያ ዓሊ÷ ማሕበረሰብ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙናት ጥራይ ኣብ ልዕሊ 876 ኣባላት ሸኔ ስጉምቲ ከምዝተወስደ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ወፍሪ ህልውና ተግባራዊ ካብ ዝዀነሉ እዋን ጀሚሩ ዝተሰርሐ ስራሕ ዕዉት ውፅኢት ምምዝጋቡ መንግስቲ እቲ ክልል ገሊፁ።
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ሓላፊ ቢሮ ኮምዩኒኬሽን መንግስቲ ኣይተ ሃይሉ ኣዱኛ፤ ኣብቲ ክልል ኣብ ዘለዉ ዓውድታት ስራሕቲ…
በቲ ጉጅለ ጥፍኣት ዕንወት ዝበፅሖም ከተማታት ንምጥያሽ ከተማታት ምሕዝነተን ዘርእያሉ መድረኽ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ጥምረት ኣሕዋት ከተማታት ቁርፂ መዓልቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል በቲ ጉጅለ ጥፍኣት ዕንወት ዝበፅሖም ከተማታት ንምጥያሽ ከተማታት ምሕዝነተን ዘርእያሉ መድረኽ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ኣሓት ከተማታት በቲ ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖም…
ንኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብጅግንነት ታሪኽ ንዝፈፀሙ ኣባላት ሰራዊት ዝተውሃበ ዕቤት መኣርግን ሽልማትን ብደጀንነት ዝተሰለፈ ህዝቢ ንዘበርከቶ ኣስተዋፅኦ ኣፍልጦ ዝሃበ ከምዝኾነ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም።
ናይ መወዳእታ ድፋዕ…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ መዓልቲ ንባብ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)“ንባብ ባህልና ንግበር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ክልል ኦሮሚያ 4 ጥሪ መዓልቲ ንባብ ኮይኑ ይኽበር ኣሎ።
ድሕሪ ሕዚ ኣብቲ ክልል ወርሒ ኣብ ዝኣተወ ኣብ ራብዓይ መዓልቲ፥ መዓልቲ ንባብ ኮይና ክትውዕል ኢያ እውን ተባሂሉ፡፡
ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ 5 ሺሕ ተገጣጠምቲ ኣባይቲ ክህነፁ ኢዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 5 ሺሕ ተገጣጠምቲ ኣባይቲ ንምህናጽ እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ።
ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ህንፀት፥ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን ያሲን ውሃቢ ረቢ፣ ዋና…
ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ተፈራሪሞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ምክልኻልን ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ስፔስ ሳይንስን ብሓባር ስራሕቲ ፕሮጀክት ምርምርን መፅናዕቲን ንምስራሕ ስምምዕነት ኮንትራት ተፈራሪሞም።
ክልቲኦም ሃገር በቆል ትካላት እዋኑ ዝሓቶ ወታደራዊ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ብምጥቃም ንኢትዮጵያ ልዑል…
መራኸቢ ሬዲዮ ሓዊሱ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ ሽጋራ ተታሒዙ
ኣዲስ ኣበባ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ የካ ወረዳ 11 ፍሉይ ሽሙ ከባቢ ቱሪስት ኮንዶሚኒየም ኣብ ገዛ ሓደ ውልቀ ሰብ ኣብ ክልተ መኽዚን ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝተኸዘነ በዝሒ ዘለዎ ፍርያት ሽጋራን መራኸቢ ሬዲዮ ብሓይሊታት ፀፅታ ተታሒዙ።
ብጥቆማ ሕብረተሰብ ዝተትሓዘ…