Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ክኸፋፍሉናን ከዳኽሙናን ዝኽእሉ ሓሳባት ንደሓር ክነፅነሖም ይግባእ – ዶክተር ይልቃል ከፍያለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንህዝቢ ኣምሓራ ክኸፋፍሉን ከዳኽሙን ዝኽእሉ ሓሳባት ንደሓር ብምባል ንባዕሉ ካብ ካልኦት ወራራት ክሕሉ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክለል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፍያለ ኣገንዚቦም። እቶም ርእሰ መምሕዳር ግብ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘብፀሖ…

ፎረም ኢንቨስትመንት ዳያስፖራ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይብ ኣሕመድ ተቐቢሎም ናብ ሃገሮም ዝመፁ ኣባላት ዳያስፖራ፤ ፎረም ኢንቨስትመንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። እቲ ዳያስፖራ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣመራፅታትን ዕድላትን ኢንቨስትመንት ብምጥቓም መዋእለ ንዋዮ ብምፍሳስ፤…

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሶም ዝተቛረፆም ሰለስተ መዝገብ ክሲታት ከይዲታት ስነ-ስርዓት ዝምልከት መብርሂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሶም ዝተቛረፆም ሰለስተ መዝገብ ክሲታት ከይዲታት ስነ-ስርዓት ዝምልከት መብርሂ ሂቡ። እቲ ቤት ፍርዲ ኣብ ዝሃቦ መብርሂ፥ ኣቢያተ ፍርዲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ብሕገ-መንግስቲ ዝተውሃቦም ሓላፍነት ብግቡእ ንምስላጥ…

ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ሓፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ኩለን ክልላት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ማይን ኢነርጂን ምስ ሓፍቲ ቢሮ ማይን ኢነርጂን ከምኡ እውን ምስ ሰብ ሞያ  ኩለን ክልላት ይዛተ ኣሎ። ቀንዲ ዛዕባ አቲ ዘተ ድማ ኣብ ፖሊስ ኢነርጂ ኢትዮጵያ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ካብቶማ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን እተን ክልላት ዝርከቡ…

ኣባላት ማህበረሰብ ዳያስፖራ ዝተረኸቡሉ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ዘድሀበ መድረኽ ዘተ ይካድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ማህበረሰብ ዳያስፖራ ዝተኻፈሉሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣድስ ኣበባ ዘሰናደኦ መድረኽ ዘተ ይካድ ኣሎ። እቲ መድረኽ ኣብ ፓን ኣፍሪካኒዝም ብምትኳር ክዝቲ ኢዩ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ዳያስፖራታት፣ ዲፕሎማሰኛታት…

ዳያስፖራ ኣብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ዘለዎ ልምዲን ፍልጠትን ሃገሩ ክድግፍ ፃውዒት ቀሪቡሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዓቢዪ ፃውዒት ምምላስ ናብ ሃገር ተቐቢሎም ናብሃገሮም ዝመፅኡ ዳያስፖራታት ሃገሮም ብዘፈር ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂን ኢኖቬሽንን ንኽድግፉ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ሚኒስቴር፥ ዳያስፖራታት ኣብቲ ዓውዲ ሃገሮም ንምድጋፍን ኣማራፂታት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብስልኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ብስልኪ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ፣ ክልተኣዊ ርክብ እተን ሃገራትን ዞባዊ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ተመያይጦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣብ…

እቲ መርማሪ ቦርድ ኣብ ሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ተጠርቲ ዝበለፀ ትኹረት ክግበር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣብ ሰብኣዊ ኣተሓሕዛ ተጠርቲ ዝበለፀ ትኹረት ክግበር ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቡ። እቶ ቦርድ ኣብዚ ሰሙን ኣብ ክልላት ሃረሪን ሶማሌን ብምርካብ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተመሓላሊፎም ብዝብል ተጠርጢሮም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝትግበር ናይ 4 ቢሊየን ብር ፕሮጀክት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ኣምሓራ (ኣመልድ) ኣብቲ ክልል ዝትግበር ስምምዕነት ፕሮጅክት ሓሙሽተ ዓመት ተፈሪሙ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ትካል ዶክተር ኣለማየሁ ዋሴ፥ እቲ ትካል ካብ ለገስቲ ኣካላት ብዝረኸቦ ገንዘባዊ ሓገዝ ኣቢሉ ንሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር ናይ…

ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ 14 ሆስፒታላትን ልዕሊ 60 ጣቢያታት ጥዕናን ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥሪ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ 14 ሆስፒታላትን ልዕሊ 60 ጣቢያታት ጥዕናን ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እቶም ሆስፒታላትን ጣቢታት ጥዕናን ብዝተገበረሎም ዳግመ ፅገና ኢዮም ኣገልገሎት ምሃብ ክጅምሩ ክኢሎም…