Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምጥንኻር ሃገራዊ ማሕለኻታት ብዓወት ክንሳገር ኢና – ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣቢያተ ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምጥንኻር ሃገራዊ ማሕለኻታት ብዓወት ክንሳገር ኢና ክብሉ ላዕለዎት ኣመራርሓ ኣቢያተ ምኽሪ ወከልቲ ህዝቢን ፌዴሬሽንን ፌዴሪኢ ገሊፆም።
እቶም ኣመራርሓታት “ብዘላቒ ዓወት ናብ ምዕባለ ከምኡ እውን እርማት ምዝባዕ ድሕረ…
ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታትን ናይ ውልቀ ኮሌጃትን ዘፈር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኃል ዝኸውን ልዕሊ 29 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓታት፣ ሰራሕተኛታትን ናይ ውልቀ ኮሌጃትን ዘፈር ትምህርቲ ንሰራዊት ምክልኃል ዝኸውን ልዕሊ 29 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሮም።
እቲ ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ብሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮን ተፀዋዕቲ…
ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈተ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ንምፅር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ነይሮም – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸፈተ ዲፕሎማሲያዊ ፅዕንቶ ንምፅር ዝተሰርሑ ስራሕቲ ዕዉታት ከምዝነበሩ ምክትል ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ብዝተሰርሐ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ እውን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ…
ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ንኽፀንዕ ዝተገበረ ህዝቢ ትግራይ ዳግም እዋን ፅምዋ ረኺቡ ትኽክለኛ መንነት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንኽግንዘብ ኢዩ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብወፍሪ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ዝሓዞም ከባቢታት ንኽፀንዕ ዝተገበረ ህዝቢ ትግራይ ዳግም እዋን ፅምዋ ረኺቡ ትኽክለኛ መንነት እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንኽግንዘብ ከምዝኾነ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን…
ዝቕፅል ሰንበት ወፍሪ ምንቅስቓስ የኣክል ኣብ ኣደባባይ መስቀል ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝቕፅል ሰንበት ወፍሪ ምንቅስቓስ የኣክል ኣብ ኣደባባይ መስቀል ከምዝካየድ ተገሊፁ።
ኣብቲ ዕለት ዕዱማት ብሓደ ኮይኖም ምንቅስቓስ ኣክል ንዓለም ከምዘርእዩ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣…
ዳያስፖራታት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ቦሩ ሜዳ ዘብፀሖ ከቢድ ክሳራ ዳያስፖራታት ብኣካል ተረኺቦም ተዓዚቦምዎ።
ኣብቲ እዋን ድማ ሓገዝ ሕክምና ሰብ ስራሕ ኣካል ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ኣገልግሎታት ዝህብ እቲ ሆስፒታል፥ በቲ ጉጅለ ሙሉእ ሙሉእ…
ናብ ዉሽጢ ዓዲ እንናኣትዉ ዘለዉ ኢትዮጵያዉያን ዝገብርዎ ድጋፍ ኣጠናኺሮም ቀፂሎም ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብኹናት ጉድአት ዝበፅሖም ዜጋታት መሊስካ ንምጥያሽ ካብ ወፃኢ ናብ ዉሽጢ ዓዲ እናኣተዉ ዘለዉ ኢትዮጵያዉያን ዝገብርዎ ድጋፍ ኣጠናኺሮም ከምዝቐፀሉ ተገሊፁ፡፡
ሎሚ እዉን ካብ ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ምእታዉ ዝርከቡ ኢትዮጵያዉያን ኣብ እዋን በረራ…
ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ንተመዛበልትን ልዕሊ ብር 4 ሚሊዮን ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ነባርነቶም ኣብ ኣትላንታ ዝገበሩ ኢትዮጵያውያንን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ንተመዛበልትን ልዕሊ ብር 4 ሚሊዮን ዘውፅእ ድጋፍ ገይሮም።
ፕሬዚዳንት ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባ ዶክተር ደሳለኝ ጴጥሮስ÷ እቲ ኣካዳሚ…
ናይ ታሪኽ ዘይምስምዕማዓት ንምፍታሕ ሙሁራት እቲ ዓውዲ ግደኦም ንኽዋፅኡ ፃዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ታሪኽ ዘይምስምዕማዓት ንምፍታሕ ሙሁራት እቲ ዓውዲ ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ፃዒት ቀሪቡ።
ሚኒስቴር ሰላም ምስ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ዘሰናደኦ “ኣበርክቶ ታሪኻውነት ንብሄራዊ ምርድዳእን ግደ ሙሁራንን” ብዝብል ርእሲ መድረኽ ዘተ…
ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈፃሚ ስራሕ ሊግ ደቂ ኣንስትዮ ፓርቲ ብልፅግና ልዝብ ምክያድ ጀሚሩ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ እዋናዊን ስሩዕን ናይ 6 ወርሒ ተግባራት ኣፈፃፅማ፣ ተመዛበልቲ መሊስካ ምጥያሽን ተሳትፎን ተረባሕነትን ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዝምልከት ምይይጥ ከምዝገብር ካብቲ…