Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣጎዋ ካብ ዘለዎ ረብሓ ንላዕሊ ትኹት ተዋሂቡዎ ኢዩ – ኣይተ ክቡር ገና
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ሃገራት ኣፍሪካ ፍርያተን ካብ ቀረፅ ናፃ ብምግባር ፍርያት ናብ ሃገራ ንኸእትዋ ዝሃበቶ ዕድል ኣጎዋ ካብ ዝህቦ ረብሓ ንላዕሊ ትኹረት ከምዝተውካቦ ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ንግዲ ኣፍሪካን ኣመራርሓ ኢዜማን ኣይተ ክቡር ገና ገሊፆም።
ኣይተ ክቡር…
ሕፁያት ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ምይይጥ ዝቐርበሉ ስርዓት ተዘርጊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኮሚሽነራት ብሄራዊ ኮሚሽን ሃገራዊ ምይይጥ ኢትዮጵያ ዝቐርበሉ ስርዓት ከምዝተዘርገሐ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጣፎ ተዛሪቦም።
ብመሰረት እዚ ድማ ምቱቋም ሕፁያት ኮሚሽነራት ዝቕበልን ዝውድብን ኮሚቴ ከምዝተጣየሸ ገሊፆም፡፡…
ሰራጀሕተኛታትን ሚኒስቴር ሰላምን ንተመዛበልቲ ክልል ዓፋር 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራጀሕተኛታትን ሚኒስቴር ሰላምን ኣብ ክልል ዓፋር ንዝተመዛበሉ ወገናት ዝኸውን 15 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።
እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱ ኣለም ንርእሰ መምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ሎሚ መዓልቲ ከምዘረከቡዎም ግዜኢ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዘብፀሖ ጉድኣት ዘመልክት ንዲያስፖራታት ገለፃ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስተር ተቐቢሎም ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን ዲያስፖራታት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጋሊኮማ፤ ኡዋ፤ በራህሌን ኣብ ካልኦት ከባቢታት ዘብፀሖ ጨፍጫፍን ዕንወትን ዘርኢ ዓወደ ምርኢት ቀሪቡ፡፡
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ…
ጉድኣት ኣብ ዝበፅሖም ከባብታት ዝግበር ዳግመ ምጥያሽ ኩሉ ዜጋ ክሳተፍ ከምዝግባእ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝነብሩ ተወለድትን ፈተውትን ላስታ ላልይበላ ኣስታት 6 ሚሊየን ብር ብምትእኽኻብ ንማሕበረሰብ እቲ ከባቢ ድጋፍ ገይሮም።
ኮሚቴ ጊዜያዊ ኣካቢ ሓገዝ ቅዱስ ላልይበላ÷ እቲ ከባቢ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ተታሒዙ ኣብ…
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ መንግስት ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝህቦ ሓገዝ ንምውሳን ኣብ ዝወፅአ መምርሒ ብምድሃብ ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ።
ምምሕያሽ እቲ መምርሒ መንግስቲ ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝህቦ ሓገዝ ኣብ ቀፃሊ በቲ ኣዋጅ መሰረት…
“ዳያስፖራን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእስ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ዳያስፖራን ህንፀት ሃገርን” ብዝብል ርእስ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ሰመራ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም፣ ሚኒስትር ዲኤታ ሰላም ኣይተ ታየ ደንደኣ ከምኡ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳግም ናብ ላሊበላ በረራ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ላሊበላ ናይ ውሽጢ በረራ ዓዲ ሎሚ መዓልቲ ዳግም በረራ ጀሚሩ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ላልይበላ ልዑል ዘረፋን ዕንወትን ምፍፃሙ ስዒቡ እቲ መገዲ ኣየር ናብታ ከተማ ዝገብሮ በረራ ኣቋፁ ምፅንሑ ይዝከር፡፡…
ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝበፅሑ ሰብኣዊን ንዋታዊን ዕንወት ከፅንዕ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ መፅናዕቲን ምርምርን ብምጥያሽ እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ዓፋርን ዝበፅሖም ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰልን ንዋታዊ ዕንወትን ከምዘፅንዕ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
ዝተፈላለዩ ተመረቕቲ ተምሃሮ እውን ዝበፅ ሰብኣዊን ንዋታዊን…
ሎሚ ንጉሆ ካብ ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ በረራ ዝነበሩ ተሳፈርቲ 10 ሺሕ ዶላር ድጋፍ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ንጉሆ ካብ ኣሜሪካ ዋሸንግተን ዲሲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተገብረ በረራ ነፋሪት ዝነበሩ ተሳፈርቲ 10 ሺሕን 400 ዶላር ብምትእኽኻብ ብ ‘ኣይዞን ኢትዮጵያ' ኣካውንት ድጋፍ ገይሮም።
ነቲ ድጋፍ ዘተሓባበሩ ኣብቲ በረራ ዝነበሩ ዝተወሰኑ…