Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ግዝኣት ብሉ ናይል ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሪፐብሊክ ሱዳን ላዕለዎት ኣመራርሓታት ግዝኣት ብሉ ናይል ናብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ከተማ ኣሶሳ ኣቲዮም። እቶም ላዕለዎት ኣመራርሓታት ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ እንትበፅ፥ ርእሰ ምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ሓዊሱ ላዕለዎት…

ዳያስፖራታት ናብ ሃገሮም እንትመፅኡ ኣብ ልምዓት ፈጠራ ስራሕ ሓገዝ ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፃኢ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ናብ ሃገሮም እንትመኡ ኣብ ልምዓት ፈጠራ ስራሕ ሓገዝ ንኽገብሩ ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ፀውዒት ኣቕሪበን። እተን ሚኒስትር እዚ ዝበላ፥ ብጻውዒት ቀዳማይ ሚኒትር…

ናብ ዉሽጢ ዓዲ ንዝኣትዉ ኣጋይሽ ድሕንነቱ ዝተሓለወን ምዕሩይ ግልጋሎት ትራንስፖርቲ ንምሃብ  እናተስርሐ ከምዝርከብ  ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ዉሽጢ ዓዲ ንዝኣትዉ 1 ሚሊዮን ኢትዮጵያዉያን፤ ትዉልደ ኢትዮጵያዊያንን ፈተዉቲ ኢትዮጵያን ብፉሉይ ኩነታት ግልጋሎት ትራንስፖርቲ ንምሃብ መድረኽ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ቢሮ ትራንስፖርቲ ኣዲስ ኣበባን ቢሮ ሰላምን ፀጥታን ኣዲስ ኣበባን ናይ ሓደ ሚሊዮን…

ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ልዕሊ 67 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝተመዛበሉ ወገናት መጣየሺ ዝኸውንን ልዕሊ 67 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። ብመሰረት እዚ ቢሮ ልምዓት ኢንዱስትሪን ስራሕ ኢንተርፕራይዝ ከተማ ኣዲስ ኣበባን 46 ነጥቢ 8…

ኩሉ ኢትዮጵያዊ እቲ ወራሪ ሓይሊ ንምምካት ዘርኣዮ ጅግንነት ኣብ መሊስኻ ህንፀት ከምዝደግሞ ይኣምን – ኣይተ ክርስትያን ታደለ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኩሉ ኢትዮጵያዊ ነቲ ወራሪ ሓይሊ ንምምካት ዘርኣዮ ጅግንነት ኣብ መሊስኻ ህንፀት ከምዝደግሞ ይኣምን እየ” ክብሉ ኣይተ ክርስትያን ታደለ ተዛሪቦም። መንግስቲ ከም መንግስቲ ካብ ዝሰርሖም ስራሕቲ መሊስኻ ምጥያሽን ህንፀትን ብተወሳኺ፤ ኩሉ ኢትዮጵያዊ…

ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት ይወሃቦም ኣሎ – ኮሚሽን ጉምሩኽ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፃውዒት ተቐቢሎም እናኣተዉ ዝርከቡ ዳያስፖራታት ቅልጡፍ ኣገልግሎት እናተውሃበ ምዃኑ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ኮሚሽን ምክትል መካየዲ ስራሕ ጉዳያት ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣይተ ዘራኤል ለኣ፥ ናብ…

ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸበቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝፅብፅቡሉ ኩነታት ዝተዛበዐ ኢዩ – ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያናዊት ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን ሓደሓደ ምዕራባውያን መራኸበቲ ሓፋሽ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ዝፅብፅቡሉ ኩነታት ዝተዛበዐን ንሓደ ወገን ዝወገነን ከምዝኾነ ገሊፃ። ጋዜጠኛ ፍራንቼስካ ሮቺን ምስ ፋና ኣብ ዝነበራ ፃንሒት፥ ፀብፀብቲ ምዕራባውያን መራኸበቲ…

ማራቶን ሞተርስ ኤሌክትሪክ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማራቶን ሞተርስ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ተሸከርከርቲ ቻርጅ ዝግበሩሉ ጣቢያ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ዝተመረቑ 20 ተሸከርከርቲ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሑን “ሃንዳ ኮይና”ን “ሃንዳ ኣዮክን” ዝብል ስያመ ዝተውሃበን ኢየን፡፡ እተን ተሸከርከርቲ ሕድሕደን…

ዝተፈላለዩ ትካላት ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ወረዳ ዳንጉር፣ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ኢትዮጵያን ሆስፒታል ቤጂንግ ጥሩነሸ ንሰራዊት ምክልኻልን ተመዛበልቲን ሓገዝ ገይሮም፡፡ ኣብ ዞባ መተከል ነበርቲ ወረዳ ዳንጉርን ሰራሕተኛታት መንግስቲን ልዕልነት ሕጊ እናኽበረ ንዝርከብ ሰራዊት…

ንከተማ ሃረርን ከባቢኣን ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝቐርፍ ስራሕቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃረርን ከባቢኣን  ዝነበረ ሕፅረት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ሙሉእ ንሙሉእ ዝፈትሕ ስራሕ ከምዝተጀመረ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ መተሓላለፊ መስመራትን መከፋፈሊ ጣብያታት ምብራቕ ሪጅን ኣፍሊጡ። ዳይረክተር እቲ ሪጅን ኣይተ ጋሻው እንድሪያስ…