Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ሃገራዊ ዘተ ኩሉ ዜጋ ኣጀንዳ ዘመዝግበሉ ኣሰራርሓ ከምዝህሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ዘተ ኩሉ ዜጋ ኣጀንዳ ዘመዝግበሉ ኣሰራርሓ ከምዝህሉ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣካቢ እቲ ኮሚሽን ፕሮፌሰር መስፍን ኣርአያ፥ ሓሳባት እቲ ዘተ ካብ ታሕቲ ንላዕሊ ከምዝእከቡ…

ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣባላት ፖሊስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ መርሃ ግብሪ ምሃብ ማዕርግ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወፍሪ ህልውና ንዝተሳተፉ ኣባላት ፖሊስ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ደቡብ መርሃ ግብሪ ምሃብ ማዕርግ ኣብ ከተማ ወላይታ ሶዶ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ንተመለስቲ ኣባላት ፖሊስ ፍሉይ ሓይሊ እታ ክልል ኣቀባብላን ንኣመራርሓታት ስትራቴጂ ኣፍልጦ ምሃብን…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክትታት ሜጋ ዑደት ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ይህነፁ ኣብ ዘለዉ ፕሮጀክትታት ሜጋ ዑደት ኣሳሊጠን። እቶም ፕሮጀክትታት ኣብ ዝተሓሰበሎም እዋን ብቕልጣፈን ፅፈትን ሓልዮም ንክዛዘሙ ኣብ…

ኢትዮጵያውያን ብዘመናት ዝተሃንፀ ምትእምማን ህዝቢ ንምፍራስ ዝግበሩ ፃዕርታት ከስተውዕሉን  ከፍሽሉዎን ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘመናት ዝተሃንፀ ሃፍቲ ማሕበረሰብ ብምሽርሻር ኣብ መንጎ ህዝቢ ምትእምማን ከይህሉ ዝግበር ፃዕሪ ማሕበረሰብ ህድእ ኢሉ ከስተውዕልን ከፈሽሎን ምሁራን ፃውዒት ኣቕሪቦም። መምህር ፖለቲካል ሳይንስ ኣይተ ደጉ ኣስረስ፥ መንግስቲ ፍትሒ ብምንጋስን…

ዩኒቨርሲቲ ዋቻሞ ዘሰለጠኖም ልዕሊ 2 ሽሕ ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ዋቻሞ ብመርሃ ግብሪ መደበኛን ተኸታታሊን ዘሰልጠኖም 2 ሽሕን 200 ተምሃሮ ኣመሪቑ። እቲ ዩኒቨርሲቲ ን9ይ ዙር ኣብ ኮሌጅ ኢንጂነሪንግን ቴክኖሎጂን ብክፍሊ ትምህርቲ ተፈጥሮዊ ሳይንስን ማሕበራዊ ሳይንስን ብመርሐ ግብር ቀዳማይ ዲግሪ…

መንግስቲ ኣብ ምኽባር ሕጊ ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ከምዝድግፉ ፓርትታት ፓለቲካ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ምሕላው ሰላም ከባቢን  ምኽባር ሕጊን ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕ ከምዝድግፉ ኣብ ከተማ ደሴ ዝርከቡ ፓርትታት ፓለቲካ ገሊፆም ምምሕዳር ከተማ ደሴ ምስ ዝተፈላለዩ ተወከልቲ ፓርትታት ፓለቲካ ዘተ ኣካይዱ። ኣቦ ወንበር ፓርቲ ኢዜማ ጨንፈር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ሰብኣዊ ረዲኤት ንዘድልዮም  ዜጋታት ድጋፍ ንክበፅኽሕ ኢትዮጵያ ድልውቲ ከምዝኾነት ኣረጋጊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣህመድ፥  ብሰንኪ ተፍጥሮን ሰብ ስራሕን ሓደጋታት ንዝተጎድኡ ዜጋታት ሰብኣዊ ረዲኤት  ንክበፅሖም ኢትዮጵያ ድልውቲ  ከምዝኾነት ኣረጋጊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢኳቶሪያል ጊኒ ከተማ ማላቦ እናተሳለጠ ኣብ ዘሎ …

ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዝሕደስ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተሰናድኡ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብ ሃፍቲ እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ዝሕደስ ሓይሊ ንምውፋር ከምዝተሰናድኡ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ፥ ምስ ኣመራርሓ ኣባላት ኣብታ ሃገር ብሰብሃፍቲ ዝተመስረተን ኣብ ዘፈር ዝሕደስ ሓይሊን ካብ ዝተዋፈረ “10…

ፖሊስ ፌዴራል ብሞያ ፖሊሳዊ ኢንተለጀንስ ዘሰልጠኖም ኣመራርሓታትን ኣባላትን ፖሊስ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብሞያ ፖሊሳዊ ኢንተለጀንስ ዘሰልጠኖም ኣመራርሓታትን ኣባላትን ፖሊስ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። እቲ ትካል ኣብ ብሰብ ሞያ ኮሌጅ ብሄራዊ ሓበሬታን ድሕንነትን ኣቢሉ ዘሰልጠኖም ኣመራርሓታትን ኣባላትን ፖሊስ ኣብ ምክልኻል ገበንን…

1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብሰለስተ ዙር ብዝተገበረ ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ናይ ምምላስ ስራሕ ብሓፈሻ ቁፅሮም 1 ሺሕን 166 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ናብ ሃገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ ዜጋታት 169 ደቂ ኣንስትዮ እንትኾና፥ 133 ህፃናት ከምዝኾኑ…