Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ልዕሊ ታክሲን ሚኒባሳትን ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ዕላዊ ኮይኑ፡፡
ቢሮ መንገዲን መጓዓዝያ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ተግባራዊ ዝኸውን መማሓየሺ ታሪፈ ኣመልኪቱ መግለፂ ሂቡ፡፡
ብመሰረት…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮምቦልቻ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ዕንወትን ዘረፋን ፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኮምቦልቻ ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ዕንወትን ዘረፋን ከምዝፈፀመ እቲ ሚኒስቴር ኣፍሊጡ።
እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብወራር ሒዙ ኣብ ዝፀንሐሉ እዋን በቢወርሑ ብኣማኢት ኣማኢት ሚሊየናት ዝቑፀር ብር…
ኣብ ክልል ኦሮሚያ ማእኸል ስልጠና ምርምር ዓሳን ብዝሃ ህይወት ማይን ተመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምብራቕ ሸዋ ከተማ ባቱ ዝተሃነፀ ማእኸል ስልጠና ምርምር ዓሳን ብዝሃ ህይወት ማይን ተመሪቑ።
እቲ ማእኸል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኢዮም መሪቖም ከፊቶምዎ።
እቲ ማእኸል ስልጠና መራብሒ ዓሳ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝፍፀም መጥቃዕቲ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማታት ባህርዳር፣ ሃዋሳን ድሬዳዋን ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ዝፍፀም መጥቃዕቲ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ከተማታት ባህርዳር፣ ሃዋሳን ድሬዳዋን ይካየድ ኣሎ።
ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ “ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ይዕሰል፤ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ብ ልዕሊ ህፃናትን…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ ኣክንውሚ ኣዲሲና ተዛቲየን።
ኣብ ዘተአን ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ፕሮጀክታት ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን ቀፃሊ ዝኾነሉ ዝለዓለ ግደ ትኽረት ዝገበረ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።
ፕሬዚዳንት…
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ፥ እዋኑ እዋን በዓላት ከምዝኾነ ብምሕባር ኣብ ኢትዮጵያ…
ኢትዮጵያ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ዝፀወዖ ኣኼባ ዝመሓላለፉ ውሳነታት ከምዘይትቕበል ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሎሚ መዓልቲ ዓርቢ ክካየድ ኣብ ዝፀወዖ ፍሉይ ኣኼባ ከምዘይቕበሎን ኣብቲ ኣኼባ ዝመሓላለፉ ውሳነታት ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፀምቲ ከምዘይኾኑን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ምስ ኩነታት ሰበኣዊ…
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ናብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ቅሉዕ ደብዳበ ፅሒፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ናብ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናዛት ካን፣ ንኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ናብ ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሚሼል ባቼሌትን ቅሉዕ ደብዳበ ፅሒፉ።…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ዝርከቡ 40 ፋብሪካታት ጉድኣት ኣብፂሑ – ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ዝርከቡ 40 ፋብሪካታት ጉድኣት ከምዘብፀሐ ብመፅናዕቲ ምርግጋፁ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይ መላኩ ኣለበል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ሸሞንተ ፋብሪካታት ልዑል ጉድኣት…
ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ መድረኽ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሃገር ንምድሓን ኣብ ዝግበር ቃልሲ በቢብርኩ ዝርከብ…