Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ውሽጢ ዓዲ ንዝመፅኡ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ፥ እዋኑ እዋን በዓላት ከምዝኾነ ብምሕባር ኣብ ኢትዮጵያ…
ኢትዮጵያ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ኣብ ዝፀወዖ ኣኼባ ዝመሓላለፉ ውሳነታት ከምዘይትቕበል ኣፍሊጣ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሎሚ መዓልቲ ዓርቢ ክካየድ ኣብ ዝፀወዖ ፍሉይ ኣኼባ ከምዘይቕበሎን ኣብቲ ኣኼባ ዝመሓላለፉ ውሳነታት ኣብ ኢትዮጵያ ተፈፀምቲ ከምዘይኾኑን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ምስ ኩነታት ሰበኣዊ…
ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ናብ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውሕመ ቅሉዕ ደብዳበ ፅሒፉ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ናብ ፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናዛት ካን፣ ንኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ናብ ኮሚሽነር ላዕለዋይ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሚሼል ባቼሌትን ቅሉዕ ደብዳበ ፅሒፉ።…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ዝርከቡ 40 ፋብሪካታት ጉድኣት ኣብፂሑ – ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ደሴን ኮምቦልቻን ዝርከቡ 40 ፋብሪካታት ጉድኣት ከምዘብፀሐ ብመፅናዕቲ ምርግጋፁ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይ መላኩ ኣለበል ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ፥ ሸሞንተ ፋብሪካታት ልዑል ጉድኣት…
ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎትን ማእኸለዎትን ኣመራርሓታት መንግስቲ ክልል ሶማሌ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተዩ ኣለዉ።
ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ መድረኽ ከምዝገለፁዎ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ሃገር ንምድሓን ኣብ ዝግበር ቃልሲ በቢብርኩ ዝርከብ…
ኢትዮጵያ ሕዚ ዝገጠማ ፀገም ናይ ምፍታሕ ዓቕሚን ጥበብን ዘለዋ ሃገር ኢያ – ዶ/ር በለጠ ሞላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ሕዚ ዝገጠማ ፀገም ናይ ምፍታሕ ዓቕሚን ጥበብን ዘለዋ ሃገር ኢያ” ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር በለጠ ሞላ ተዛሪቦም።
እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ስዊድን ኣብ ኢትዮጵያ ሃንስ ሄነሪስ ሉንዱኪስት ኣብ ሳይንስ፣ ቴክኖሎጂ፣…
ዝፈጠርናዮ ሃገራዊ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንዘላቒ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ክንጥቀመሉ ይግባእ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ወራር ንምምካት ዝፈጠርናዮ ሃገራዊ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ንዘላቒ ሰላምን ህንፀት ሃገርን ክንጥቀመሉ ይግባእ” ክብላ ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ፥ “ኲናት ናብ ምዕባለ ብጎደና ሰላም” ብዝብል መሪሕ ቃል…
ቤት ዕዮታት መንግስታት ኣብ ክልል ዓፋር ዝዓነዉ ጣቢያታት ፖሊስ መሊስካ ንምጥያሽ ዘኽእል ሓገዝ ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል፣ ኮሚሽን ፖሊስ ኣድስ ኣበባን ኢትዮ ቴሌኮምን ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ዝዓነዉ ጣቢያታት ፖሊስ ንምጥያሽ ዘኽእል ናውቲ ቢሮ ሓገዝ ገይሩ።
እቲ ሓገዝ ኮሚሽነር ጀኔራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፣ ኮሚሽነር ኮሚሽን…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ኮሌጃት መሰልጠኒ ሞያ ቴክኒክ ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ዓይነት ገይረን
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ መሰልጠኒ ቴክኒክን ሞያን ስልጠና ቴክኖሎጂን ዝርከባ መሰልጠኒ ኮሌጃት ልዕሊ 23 ሚሊየን ብር ዝግመት ስንቂን ናውቲን ንሰራዊት ምክልኻል ኣረኪበን።
እቲ ሓገዝ ኣብ ግምባር ደሴ ተረኺቦም ከምዘረከቡዎ ካብ ፕሬስ ሴክሬታሪያት ኣዲስ ኣበባ…
ኣምባሳደር ጀማል ምስ ሚኒስትር ነዳዲ ባህሬን ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ኣብ ባህሬን ጀማል በከር ምስ ሚኒስትር ነዳዲ ባህሬን ሼክ መሓመድ ኣብ ክልተኣዊን በዓል ብዘሁሕ ወገን ዞባዊ ርክባትን ኣድሂቦም ዘቲዮም።
ኣምባሳደር ጀማል ኣብኢትዮጵያ ዘሎ ሓፈሻዊ ኩነታት ሰላምን ፀፅታን፣…