Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘየኽበሮ ምቁራፅ ተኹሲ መንግስቲ ንሰላም ዝኸዶ ርሕቐት ዘርኢ ኢዩ – ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዘየኽበሮ ምቁራፅ ተኹሲ መንግስቲ ንሰላም ዝኸዶ ርሕቐት ዘርኢ ከምዝኾነ ሚኒስትር ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ዛዲግ ኣብርሃ ገሊፆም።
እቶም ሚኒስር ምስ ዴች ቬሌ መደብ “ኮንፍሊክት ዞን” ኣብ ዝነበሮም…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮትዲቧር ኣቲየን
ኣዲስ ኣበባ፤ 7 ታሕሳስ፣ 2014(ኤፍ ቢሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኮትዲቧር ኣቲየን።
እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ርእሰ ከተማ ኮትዲቯር ኣቢጃን እንትበፅሓ፥ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኣላሳኔ ኦታራ ኣገባብላ ገይሮምለን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ…
ሕፁያት ኣባላት መፃረዪ ጉባኤ ሕገ-መንግስቲ ንምሻም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕፁያት ኣባላት መፃረዪ ጉባኤ ሕገ-መንግስቲ ንምሻም ዝቐረበ ውሳነ ሓሳብ ፀዲቑ።
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ሳልሳይ ስሩዕ ኣኼብኡ እናካየደ ይርከብ።
ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ብኣቕራብነት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብፕሬዚዳንት እቲ ሪፐብሊክ…
ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ሕርሻ ካብ ልምዓት ወፃኢ ገይሩ – ሚኒስቴር ሕርሻ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ህወሓት ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ልዕሊ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ሄክታር መሬት ሕርሻ ካብ ልምዓት ወፃኢ ከምዝገበሮ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ።
ኣብ ናይ ሎሚ ዘበን እዋን ሕርሻ 13 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብምሕራስ 375 ሚሊየን ኩንታል ምህርቲ…
ልዕሊ13 ሚሊየን ንዝኾኑ ዜጋታት ሰብኣዊ ድጋፍ ይቐርብ ኣሎ – ብሄራዊ ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ንዝርከቡ ልዕሊ 13 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዜጋታት ሰብኣዊ ድጋፍ ይቐርብ ከምዘሎ ምኽትል ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣይድሩስ ሃሰን ኣፍሊጦም።
ካብ መንግስቲ ድጋፍ ብተወሳኺ ዓለም ለኸ ስብኣዊ…
ኣባላት ፖሊስ ወዲቑ ዝረኸብዎ 3ሽሕ 900 ዶላር ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣርባዕተ ኣባላት ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ወዲቑ ዝረኸብዎ 3 ሽሕን 900 ዶላር ኣሜሪካ ኣረኪቦም ክብል ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡
ምክትል ኢንስፔክተር ዘነበ እሸቱ፤ ምክትል ኢንስፔክተር ዳግም ግርማን ዋና ሳጅን ኣለምነሽ ግርማን ዝተበሃሉ ኣባላት ጣብያ ፖሊስ ከባቢ…
ኣብ ኣሜሪካ “ዘርኢ መሰረት ብዝገበረ ጭፍጨፋ” ንኢትዮጵያ ንምሕታት ተሓሲቡ ዝነበረ ሕጊ ተሰሪዙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ “ዘርኢ መሰረት ብዝገበረ ጭፍጨፋ” ንምሕታት ተሓሲቡ ዝነበረ ሕጊ ከምዝተሰረዘ ዕላዊ ኮይኑ።
ቤት ምኽሪ ሲቪክ ኢትዮጵዮ ኣሜሪካውያን ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣሜሪካ ብዝገበሮ ኣኼባ መሰረት ሴናተር ጂም ኢንሆፍ ነቲ ቤት ምኽሪ ሓበሬታ ምልኣኹ…
ካብ ጃማ ደጎሎ ክሳብ ከተማ ኣለም ዘሎ መስመር መተሓላለፊ መስመር ፅገንኡ ተዛዚሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጃማ ደጎሎ ክሳብ ከተማ ኣለም ዘሎ መስመር መተሓላለፊ መስመር ፅገንኡ ከምዝተዛዘመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ጃማ ደጎሎ ክሳብ ከተማ ኣለም ኣብ ዘሎ መስመር መተሓላለፊ መስመር ዘብፀሖ ጉድኣት ናይ ምፅጋን ስራሕ…
ኣብ ኣሜሪካ ፊኒክስን ኣሪዞናን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 120 ሺሕ ዶላር ኣኪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ፊኒክስን ኣሪዞናን ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት መጣየሺ ዝኸውን 120 ሺሕ ዶላር ኣሜሪካ ኣኪቦም።
ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ፍፁም ኣረጋ፥ ኣብ ኣሜሪካ ፊኒክስን ኣሪዞናን ዝነብሩ…
ኬንያ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ምሕዝነት ኩሉ ግዘ ዘይነቓነቕ ኢዩ – ጄኔራል ባዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ጀነራል ኣገልግሎት ሜትሮፖሊታን ናይሮቢ ሌተናት ጄነራል መሓመድ ዓብደላ ባዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኬንያን ዘሎ ርክብ ብምልውዋጥ መንግስታት ዘይነቓነቕ ከምዝኾነ ገሊጶም።
ጄነራል ባዲ ንኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ናብ ቤት…