Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣምባሳደር ሄኖክ ምስ ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፈረንሳይ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ምስ ኣባላት ጉጅለ ምሕዝነት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ እታ ሃገር ተዛቲዮም።
ኣብቲ እዋን ዘተ ድማ ኢትዮጵያ ንምፍራስ ዕላማ ሒዙ ጎንፂ ዝጀመረ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ከምዝኾን እቲ ጉጅለ ኣብ ክልላት ኣምሓራን…
ብቀ/ሚ ኣቢይ ዝምራሕ ናይ ወገን ጦር ትማሊ ዘመዝገቦ ዓወት ነቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ከምዘፈራረሶ ተገሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ናይ ወገን ጦር ትማሊ ዘመዝገቦ ዓወት ነቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ከምዘፈራረሶ ተገሊጡ።
ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒሰስትር ከምዘፍለጦ÷ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ቅድሚ ሓደ ሰሙን 12 ዝኾኑ ወታደራዊ መራሕቱ…
ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተወሳኺ 500 ሚሊየን ብር ፈንድ ሪቮልቪንግ ፈቒዱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መሰረታዊ ሃለቕቲ ፍርያታት ንምቕራብን ዋጋ ዕዳጋ እኽሊ ንምርግጋዕን ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝገበሮ ልቓሕ ብተወሳኺ 500 ሚሊየን ብር ፈንድ ሪቮልቪንግ ፈቒዱ።
ካቢኔ እቲ ምምሕዳር ከተማ 20 ሕዳር 2014 ዓ.ም ኣብ…
ኢትዮጵያ እናተጎናፀፈቶ ትርከብ ዓወት ውሽጣዊን ደጋዊን ፀላእታ ናይ ሕፍረት ካባ ክጉልበቡ ከምዝገበረ ዝተፈላለዩ ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልላት ተዛሪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ እናተጎናፀፈቶ ትርከብ ዓወት ውሽጣዊን ደጋዊን ፀላእታ ናይ ሕፍረት ካባ ክጉልበቡ ከምዝገበረ ምክትል ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኦሮሚያን ኣምሓራን ገሊፆም።
እቶም ምክትል ርእሳነ ምምሕዳር ኣብ ቀጥታ ፈነወ ፋና ቴሌቪዥን መደብ “ስለ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ 32 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ጉድኣት ከምዘብፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ 32 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ጉድኣት ከምዘብፅሐ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮ፥ ብጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዝዓነዉ ፓርክታት ኢንዱስትሪ ብምትኳር ሎሚ መዓልቲ ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቡ።
እቲ…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጅምላ ቅትለት ፈፂሙ ኢዩ – ቢለኔ ስዩም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ጅምላ ቅትለት ከምዝፈፀመ ሓላፊት ርክብ ህዝቢ ዓለምን ዘፈር ሚዲያን ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢለኔ ስዩም ገሊፀን።
እተን ሓላፊት ንመራኸብቲ ሓፋሽ ወፃኢ ኣብ ዝሃበኦ መብርሂ፥ ህወሓት ኣብ ክልላት…
ግብረ ራዕዲ ህወሓትን ሸኔን ኣብ ከሚሴን ኮምቦልቻን ንብረት መንግስቲን ውልቀሰባትን ብዝተወደበ መልክዑ ከምዝዘረፉ ነበርቲ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ግብረ ራዕዳውያን ህወሓትን ሸኔን ኣብ ከተማታት ከሚሴን ኮምቦልቻን ኣብ ዝፀንሑሎም እዋናት ንብረት መንግስቲን ውልቀሰባትን ብዝተወደበ መልክዑ ከምዝዘረፉ ነበርቲ ገሊፆም።
ፋብሪካታት፣ መንግስታዊን ዘይመንግስታዊን ትካላት ከምዝዘረፉን ከምዘዕነዉን…
ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭፍራ ኣረመኔያዊ ተግባር ፈፂሙ ኢዩ – ነበርቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ጭፍራ ትካላት ሃይማኖት ብምድፋር ክፋኡ ኣርኢዩ ኢዩ ክብሉ ነበርቲ ገሊፆም።
እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንፁሃን ከምዝቐተለ፣ ነበርቲ ከምዘመዛበለ፣ ካብ ናይ ውልቀ ሰባት ገዛውቲ ክሳብ ትካላት ልዑል ዘረፋን ዕንወትን…
ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 28 ሚሊየን ብር ድጋፍ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር 20 ሚሊዮን ብር ብጥረ ገንዘብን 8 ሚሊየን ብር ዘውፅእ ናውቲን ድጋፍ ገይሩ፡፡
ኣብቲ እዋን ተረኺቦም መደረ ዘስመዑ ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩክ ደበሌ ቃበታ፥ እቲ ኮሚሽን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝገብሮ ድጋፍ…
ኣብ ካሊፎርኒያ ንተመዛበልቲ ዜጋታት ዝውዕል ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ካሊፎርኒያ ኣብ ውሽጢ ሓደ ውርሒ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ መተኣኻኸቢ እቶት ኣብ ኢትዮጵያ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝውዕል ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ሓገዝ ከምዝተኣከበ ተገሊፁ።
ኣብ ቐፃሊ እውን ኣብ…